በዓል ጥምቀት ኣብ ጎንደር ምኽባር ፍሉይ ሓጎስን ስምዒትን ኣለዎ – ዶ/ር ይልቃል ከፍኣለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ጎንደር ምኽባር ፍሉይ ሓጎስን ስምዒትን ከምዘለዎ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ገሊፆም።
ጎንደርዘለዋ ባህሊን ሓድጊን ብዝግባእ እንተጠቒማ ኣብ ዓውዲ ሪዝም ልዑል ግደ ክትፃወት ከምትኽእል እቶም ርእሰ መምሕዳር…