ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ባሕርዳር ልዕሊ ብር 110 ሚሊየን ዘውፅእ ናይ ዓይነት ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ባሕርዳር ካብ ነበርቲ እታ ከተማ፣ማሕበረሰብ ንግዲ፤ ካብ ሰብ ሃፍቲን ካብ ዝተፈላለዩ ክፍላት ማሕበረሰብን ዘተኣኻከቦ ልዕሊ ብር 110 ሚሊየን ዘውፅእ ምግብን ዝተፈላለዩ ኣልባሳትን በቲ ኩናት ንዝተመዛበሉን ሃፍቲን ንብረቶምን ንዝዓነዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎንደር በዓል ጥምቀት ብስላም ንክኽበር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ስራሕቲ ፀጥታ ይካየድ ኣሎ – ፖሊስ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር በዓል ጥምቀት ብስላም ንክኽበር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ስራሕቲ ፀጥታ እናተኻየደ ከምዝርከብ መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። በዓል ጥምቀት ኣብ ዩኒስኮ ዝተመዝገቡ ዘይድህሰሱ ሓድግታት እቲ ሓደ እንትኸውን÷ እዚ በዓል ኣብ ከተማ ጎንደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ልምዓት መስኖ ስርናይ ዑደት ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ መምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ዝተመርሐ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ዞባታት ጋሞን ወላይታን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስርናይ ዑደት ይገብር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ኣይተ ርስቱ ይርዳ ሓዊሱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ደምቢ ስነ-ምግባር እቲ ትካል ብምጥሓስ እናፈፀሙዎ ዝርከቡ ኣድልዎ ክምርምረላ ንቦርድ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ሓቲታ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለምን ዝኾኑ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ደምቢ ስነ-ምግባር እቲ ትካል ብምጥሓስ እናፈፀሙዎ ዝርከቡ ኣድልዎ ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ንክምርምረላ ሓቲታ። ኢትዮጵያ ናብቲ ቦርድ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ክሳብ 13 ጥሪ ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ክሳብ 13 ጥሪ 2014 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ባይቶ መጣየሺ ኣዋጅ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ቁፅሪ 1265/2014 ዓ.ም ምፅዳቑ ዝዝከር እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራታት ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራታት ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ከምኡ እውን ኣብ ፓርክ ኣይሲቲ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ዳያስፖራታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ንኽዕዘቡ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንበዓል መዚ ኣቢዬሽን ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ኣመራርሓታት ሾይሞም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኣይተ ጌታቸው መንግስቴ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ገይሮም ሾይሞም። ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ መንግስቱ ንጉሴ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ አኤር ናቪጌሽን ገይሮም ከምዝሾሙ ካብቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “ብዘላቒ ዓወት ናብ ምዕባለን ድህረ ኲናት ምዝባዓትን መእረምተኦምን” ብዝብል ርእሲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ዝመርሑ ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓን ሚኒስትር ዲኤታ…
ስፓርት ዋሊያታት ሎሚ መዓልቲ ምሸት ምስ ካሜሮን መዘነኦም ክፃወቱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን መዘነኣ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ክተካይድ ኢያ። ብኣሰናዳእነት ካሜሮን እናተኻየደ ዝርከብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ እናተሳተፈት ትርከብ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ሎሚ መዓልቲ ምሸትሰዓት ሓደ ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኣኒከን ሁይትፌልድት ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ እናተርኣዩ ዝርከቡ ለውጢታት ብምምልካት ነተን ሚኒስትር…