እቲ ብዓል መዚ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታዊ ኣገልግሎታት ልዕሊ 914 ሚሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል መዚ ፍቓድን ምቁፅፃርን ኣሽከርከርቲን ተሸርከርቲን ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ኣገልግሎት ልዕሊ 914 ሚሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ።
እቲ ብዓል መዚ፥ ኣብ ፍርቂ ኣመት በጀት 2014 ዓ.ም ካብ ኣገልግሎታት ኣሽከርከርቲን…