ዩኒቨርሲቲ ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስን ስራሕቲ ፕሮጀክት ምርምርን መፅናዕቲን ንምስራሕ ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስን ብሓባር ስራሕቲ ፕሮጀክት ምርምርን መፅናዕቲን ንምስራሕ ስምምዕነት ኮንትራት ተፈራሪሞም።
ክልቲኦም ሃገር በቆል ትካላት እዋኑ ዝሓቶ ወታደራዊ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብምጥቃም ንኢትዮጵያ ልዑል…