ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዎ ልምዲን ፍልጠትን ሃገሩ ክድግፍ ፃውዒት ቀሪቡሉ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዓቢዪ ፃውዒት ምምላስ ናብ ሃገር ተቐቢሎም ናብሃገሮም ዝመፅኡ ዳያስፖራታት ሃገሮም ብዘፈር ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ንኽድግፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ዳያስፖራታት ኣብቲ ዓውዲ ሃገሮም ንምድጋፍን ኣማራፂታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራትን ዞባዊ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ተመያይጦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ መርማሪ ቦርድ ኣብ ሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ተጠርቲ ዝበለፀ ትኹረት ክግበር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ተጠርቲ ዝበለፀ ትኹረት ክግበር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ። እቶ ቦርድ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ክልላት ሃረሪን ሶማሌን ብምርካብ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ብዝብል ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝትግበር ናይ 4 ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ኣምሓራ (ኣመልድ) ኣብቲ ክልል ዝትግበር ስምምዕነት ፕሮጅክት ሓሙሽተ ዓመት ተፈሪሙ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ዶክተር ኣለማየሁ ዋሴ፥ እቲ ትካል ካብ ለገስቲ ኣካላት ብዝረኸቦ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣቢሉ ንሓሙሽተ ዓመታት ዝትግበር ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ 14 ሆስፒታላትን ልዕሊ 60 ጣቢያታት ጥዕናን ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ 14 ሆስፒታላትን ልዕሊ 60 ጣቢያታት ጥዕናን ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እቶም ሆስፒታላትን ጣቢታት ጥዕናን ብዝተገበረሎም ዳግመ ፅገና ኢዮም ኣገልገሎት ምሃብ ክጅምሩ ክኢሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ክሳብ 6 ጥሪ ከምዝቕፅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምጥያሹ ስዒቡ ምጥቋ ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ካብ 26 ታሕሳስ ጀሚሩ እነሳቐፀለ ከምዝርከብን ክሳብ 6 ጥሪ ከምዝቕፅን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ። ኣበቲ ከይዲ ጠቆምቲ ዘልዕሉዎምን ክብራህርሁሎም ዝደልዩዎምን ጉዳያት ኣመልኪቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ልምዓት ተፋሰስ ክትግበር እዩ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ ከምዝትግበር ተገሊፁ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ካብ 6 ጥሪ ጀሚሩ ኣብ ዓሰርተ ዞባታትን 56 ወረዳታትን ከምዝጅመር ዝተገለፀ እንትኸውን÷ እቲ ስራሕቲ ተፋሰስ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕና ኢትዮጵያውያን ኣርሒቕና ብምሕሳብ መፃኢና ብምህናፅ ህልውና ኢትዮጵያ ክነቕፅል ኢና – ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንሕና ኢትዮጵያውያን ኣርሒቕና ብምሕሳብ መፃኢና ብምህናፅ ህልውና ኢትዮጵያ ክነቕፅል ኢና” ክብሉ ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ፥ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈፀመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራ ንዘላቕነት ረብሓ ኢትዮጵያ ብዕቱብ ክሰርሕ ኣለዎ – ዶ/ር መሓመድ እንድሪስ ። Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ፤ ኢትዮጵያ ኩሉ ግዘ ኣብ ቓልሲ ህልውና ከምዝኾነት ብምሕሳብ ንዘላቒ ረብሓ ሃገር ብዕቱብ ክሰርሕ ከምዘለዎ ምኽትል ዳይሬክተር ኤጄንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዶክተር መሓመድ እንድሪስ ኣገንዚቦም። ዓለም ለኸ ውህደት ምትሕብባር ዳያስፖራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዞባ ይኹን ኣብ ኣፍሪካ ሰላም ብምርግጋፅ ናይ መሪሕነት እጃማ ምውፃኣ ከምእትቕፅል ሙሉእ እምነት ኣለኒ – ሚኒስትር ምክልኻል ደቡብ… Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2022 0 ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ነቢል ማህዲ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ደቡብ ሱዳን ኣንጀሊና ቴኒ ኣብ ወድዓዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ዛዕባታትን ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣምባሳደር ነቢል÷ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝፈፀሞ ወራርን…