እቲ ሃገራዊ ምኽክር ዝተዓለመሉ ሽቶ ነኽወቅዕ ካብ ሰብ ሞያታት መራኸቢ ሓፋሽ ብዙሕ ትፅት ይበር – ሙሁራን
ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ሃገራዊ ምኽክር ዝተዓለመሉ ሽቶ ነኽወቅዕ ካብ ሰብ ሞያታት መራኸቢ ሓፋሽ ብዙሕ ትፅት ከምዝግበር ሙሁራን ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዪኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ መምህር ክፍሊ ትምህርቲ ጋዜጠኝነትን ምርድደዳእን ዶክተር ኣደም ጫኔን…