እቲ ሕብረት ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ማሕበር ልምዓት ገባሪ ሰናይ ክርስቲያን ኣብ ክልላት ኣምሓራንን ዓፋርን ብምኽንያት ኲናት ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ሸዋሮቢትን ደብረ ሲናን…