ህዝበ ክርስቲያን በዓል ልደት እንተኽብር ዝተመዛበሉ ወገናት ብምሕጋዝ ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ክርስቲያን በዓል ልደትኢየሱስ ክርስቶስ እንተኽብር ዝተመዛበሉ ወገናት ብምሕጋዝን ጉድኣት ዝበፅሖም ሓዘኖም ብምክፋል ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም።
እቶም ኣቦታት ሃይማኖት፥ ኢትዮጵያዊያን ንሰላም ሃገሮም ብሓድነት ጠጠው ክብሉ…