ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ን5 ከተማታትን ን6 ትካላት ፌደራልን ፖርታላት ኣልሚዑ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንጅግጅጋ፣ ሀረር፣ ጋምቤላ፣ ጅማ ፣ ሆሳዕና ከተማታን ን6 ትካላት ፌደራልን ፖርታላት ኣልሚዑ ኣረኪቡ።
ፖርታል ዝለመዐለን ትካላት ፌዴራል፥ ሚኒስቴር ንግድን ምትእስሳር ቀጠናዊን፣ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ኤጀንሲ ቤት…