Fana: At a Speed of Life!

ንበዓል ልደት ጥዕንኡ ዝሓለወ ናይ ሕርዲ ኣገልግሎት ንመሃብ ምድላው ተገይሩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓል ልደት ጥዕንኡ ዝሓለወ ናይ ሕርዲ ኣገልግሎት ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። በዓልቲ ሞያ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ትካል ወይዘሪት ርብቃ ማስረሻ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ነቲ በዓል ልዕ፤ሊ 5 ሺሕ…

ላዕለዎት ኣምራርሓታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣምራርሓታት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ “ብዘላቒ ዓወት ናብ ምዕባለ ከምኡ እውን ክተታትን እርማትን ድሕረ ኲናት” ኣብ ዝብሉ ርእሰ ጉዳያት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብ…

ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሽፋን ብምግባር ገበን ግዕዝይና ፈፂሞም ኣብ ዝተብሃሉ 7 ኣባላት ፖሊስ ክሲ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሽፋን ብምግባር ግቡእ ዘይኮነ ሃፍቲ ንውልቆ፣ ንምርካብን ካልኦት ንክረኽቡ ብምሕሳብን ገበን ግዕዝይና ፈፂሞም ኣብ ዝተብሃሉ 7 ኣባላት ፖሊስ ክሲ ከምዝመስረተ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ኣባልነት ፖሊስ ሽፋን ብምግባር ምረርመራ ናይ…

ኣርባዕተ ትውልዲ ዝጣመረሉ ዓቢዩ ኢትዮጵያዊ እንግዶት ሙዚቃ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣርባዕተ ትውልዲ ዝጣመረሉ ዓቢዩ ኢትዮጵያዊ እንግዶት ሙዚቃ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ተገሊፁ። ሓይሊ ኪነ-ጥበብ ብምጥቃም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናበፅሐ ዝርከብ ፅዕንቶ “የኣክል” ንምባል ዘኽእል…

ዓወት ሃገራዊ መድረኽ ምኽክር ሃገር ዘድሕን ብምዃኑ ኩሉ ዜጋ ንዕውትነቱ ክረባረብ ይግባእ – ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ሃገራዊ መድረኽ ምኽክር ሀገር ዘድሕን ብምዃኑ ኩሉ ዜጋ ንዕውትነቱ ክረባረብ ይግባእ ክብሉ ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ገሊፆም፡፡ ምስ ፋና ብሮድሳክቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣይተ…

ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማታት ሃይቅን ደሴን ትምህርቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማታት ሃይቅን ደሴን ንልዕሊ ክልተ ወርሒ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ትምህርቲ ዳግም ተጀሚሩ ተጀሚሩ። ኣብተን ከተማታት ሙሉእ ብሙሉእ ብዝበሃል ኩነታት ስሩዕ ትምህርቲ ተጀሚሩ ኣሎ። ርእሰ…

ሓሙሽቲአን ኒኩሌር ዝተዓጠቓ ሃገራት ውድድር ጦር መሳርሒ ንዘይምግባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽቲአን ጦር መሳርሒ ኒኩሌር ዝተዓጠቓ ሃገራት ካብ ዝገብረኦ ውድድር ጦር መሳርሒ ኑክሌር ንኽዕቀባ ብሓባር ኣብ ዘውፀአኦ መግለፂ ኣፍሊጠን። ቻይና፣ ሩሲያ፣ ፈረንሳይ፣ ብሪታንያን ኣሜሪካ ኣባላት ቤት ምኽ ፀፅታ እንትኾና፥ ኲናት ኒውክሌር ንምትራፍ…

ዳያስፖራታት ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ጭፍራ ብምኽንያ ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ተቐቢሎም ናብ ሃገር ዝኣተዉ ዳያስፖራታት ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ጭፍራ ብምኽንያ ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ተዓዚቦም። ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ናብ ክልል ዓፋር ጥሒሱ ንምእታውን ሚሌ…

ዝተፈላለዩ ኣካላት ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 14 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣካላት ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 14 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ትካል ሕትመት ብርሃንን ሰላምን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዓይነትን ገንዘብን ዝገበረ እንትኸውን፥ ካብ ሞንጎ እቲ ሓገዝ 5 ነጥቢ 5…

ብሽም ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ሓምለዋይ ኣሰር ዘንብሩሉ ፓርክ ሰይምና – ከተባ ኣደነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ንጉሆ ኣብ ዝነበረ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣሰሮም ዘንብሩሉ ፓርክ ከምዝተየሰመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ  ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘስፈርኦ…