Fana: At a Speed of Life!

ገናሕቲ ብስክሌት ሞተር ካብ ገናሕቲኦም ወፃእ ካልኦት ተሳፈርቲ ንኸይፅዕኑ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሽከርከርቲ ብስክሌት ሞተር ብዘይ እቶም ገናሕቲ ብስክሌት ካልኦት ተሳፈርቲ ከይፅዕኑ እገዳ ገይሩ፡፡ እቲ ቢሮ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምክንያት ብስክሌት ዝበፅሑ ሓደጋታት ትራፊክን ዘይሕጋዊ ስራሕቲን…

“ባህላዊ ስርዓት ዕርቂ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ዘተ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ምስ ሚኒስቴር ሰላም ብምትሕብባር ክእለት ኣፈታትሓ ጎንፂ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ክእለት ኣፈታትሓ ጎንፂ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 3 ሚሊየን ዓመት ዝነበሩ ቅሪተ ኣካልን መገልገሊ ናውቲን ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ኮንሶ ሓጓፍ ሽንጥሮ ያዳ ቱሚ ስፍራ ቅድመ ታሪኽ ‹‹ሓዱሽ ጥንቲ›› ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ቴማቲክ ፈንድ ምስ ዝተብሃለ መሓዛ ብዝተረኸበ ገንዘብ ምርምር ንዓመታት ብዝተገበረ መፅናዕቲ ኣብ ደቡብ…

ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ዘሳተፈ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ዘሳተፈ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ተኻይዱ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ብዙሓት ኣባላት ድያስፖራ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተዳለወ ፓርኪ ዲያስፖራ ኢዩ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ…

ኢትዮጵያ ንመላእ ኣፍሪካ ካልአይቲ ሃገር ኢያ – ኣምባሳደር ሴኔጋል ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመላእ ኣፍሪካ ካልአይቲ ሃገር ከምዝኾነት ኣምባሳደር ሴኔጋል ኣብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ዝተሸሙ መሓመድ ላሚን ቲያው ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ቅዳሕ ደብዳበ ሹመቶም ንምኽትል ሹም ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ኣለማየሁ…

ዋጋ ዕዳጋ ንምርግጋዕ ልዑል መጠን ዘለዎ ዕድጊት ስርናይን ዘይቲን ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረጋገአ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕሳል ዝቕባበ ዋጋ ንምቁፅፃርን ዋጋ ዕዳጋ ንምርግጋእን ረብሓ ዘለዎ 4 ሚሊየን ኩንታል ስርናይን 12 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒን ዕድጊት ክዝተፈፀመ ተገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ሚኒስቴር ገንዘብን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ ኮምቦልቻ መዓልታዊ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ 27 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ከተማ ኮምቦልቻ መዓልታዊ ኣገልግሎት በረራ ምሃብ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምይይጥ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥቋ ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምይይጥ ተጀሚሩ። እቲ ምጥቋም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 6 ጥሪ 2014 ዓ.ም ክፀንሕ ኢዩ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ንኢትዮጵያ ኣብ ጥንኩር መሰረት…

ዳያስፖራታት ኣብ ክልል ዓፋር ዱብቲ ኣብ ዝለምዐ መስኖ ስርናይ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃዒት ኢትዮጵያ ተቐቢሎም ናብ ሃገር ዝመፅኡ ዳያስፖራታት ኣብ ክልል ዓፋር እናገበሩ ዝርከቡ ዑደት ኣብ ወረዳ ዱብቲ ኣብ 500 ሄክታር መሬት እናለምዐ ዝርከብ ሕርሻ ተዓዚቦም። እቲ ቦታ ቅድም ክብል ሕርሻ ልምዓት ሽኮር ተንዳሆ ዝነበረ እንትኸውን፥…

ኣብ ድሕሪ ኲናት ዓወታትና ሓሊና ክንዘልቕ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተረኸቡ ዓወታት እንተይተዛናጋዕና ሓድነትና ሓሊና ንዝለዓለ ዓወት ብሓባር ንረባረብ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ሓላፊ ቤት ፅሐፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ መለሰ…