ሱዳን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኣብ ዘይብሉ ናይ ባዕላ ፀገም ባዕላ ክትፈትሕ ኣለዋ – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኣብ ዘይብሉ ናይ ባዕላ ፀገም ባዕላ ክትፈትሕ ከምዘለዋ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።
ናብ ልዑል ፖለቲካዊ ናዕቢ ብምእታው ሰላምን ምርግጋእን ተሳኢኑዋ ዝቐፀለት ሱዳን ቀዳማይ…