Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣፍረይቲ ዘይቲ ፀገማትን መፍትሒኦምን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሰናድኦን ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣፍረይቲ ዘይቲ ፀገማትን መፍትሒኦምን ዘድሃበን መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ኣብ ኩባኒያታት ኣፍረይቲ ዘይቲ ውሽጢ ዓዲን ምስ ፍርያት ዘይቲ ተተሓሓዝነት ዘለዎም ትካላት መንግስቲን…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትፅቢት ዝግበረሎም ውፅኢት ንኸምፅኡ መንግስቲ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምምፃእን ትፅቢት ዝግበረሎም ውፅኢት ንኸምፅኡ መንግስቲ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ለቡ…

ዪኒቨርሲቲ ወሎ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተቛሪፁ ዝነበረ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር መሊስካ ንምቕፃል ዪኒቨርሲቲ ወሎ ተምሃሮኡ ምቕባል ጀሚሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ምድላዋቱ ዛዚሙ ነባር ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡ ናብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ እናኣተዉ ዝርከቡ…

ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ዓፋር ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሰመራ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ክሳብ 14 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ዛዕባታት ኣድሂቡ…

ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ልኡኽቶ ምኅባር ሰላም ንዝተዋፈሩ ኣመራርሓታት ፖሊስ ክልልን ፌደራልን ሜዳሊያ ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ደቡብ ሱዳን ንሓደ ዓመት ኣብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ንዝተዋፈሩ ኣመራርሓታት ፖሊስ ክልልን ፌደራልን ንዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም። እቲ ሜዳሊያ ዝሃቡ ሓጋዚ ኮሚሽነር መኮንን ኣሻግሬን ሓጋዚ ኮሚሽነር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢትዮጵያ ኣብ ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ብዘመዝገበቶ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ቀዳመይቲ ብምዃና ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምዕሳል ዘይትካእ ግደ ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ምስ ኣመራርሓታት ቦርድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቲ ልዝብ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ህንፀት ሰላም ዘለዎም ግደን ልኡኽቶ ሰላሞም ከይዋፅኡ ኣብ ዝገብሩዎም ማሕለኻታት ዙርያ ዘድሀበ ኢዩ…

ላዕለዋይ ልኡኽ ውሕመ ኣብ ድርቂን ልምዓት ማሕበረሰብን ዘለዉ ፀገማት ንምዝታይ ናብ ጅግጅጋ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ጉዳይ ድርቂን ልምዓት ማሕበረሰብን ዘለዉ ፀገማት ንምዝታይ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ። ነቲ ልኡኽ ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስ ክልል ሶማሌ ኣይተ ኣብዱራህማን ኣሕመድ ሓሰንን ላዕለዎት ኣመራርሓታት…

133 ሰባት ሒዛ እናተጓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ቻይና ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና 133 ሰባት ሒዛ እናተጓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ኣብ ደቡባዊ ግዝኣት ጓንግዚ ተሓምሺሻ። ዋንነታ ናይ ምብራቓዊ መገዲ ኣየር ቻይና ዝኾነት እታ ኣውሮፕላን፥ ጉዋንግዚ ጉዋንግ ኣብ ዝተብሃለ ክልል ኢዩ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣጋጢሙዋ ዘሎ።…

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ጂ ኣይ ዜድ ዘሰናድኡዎ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ትልሚ ምድላው ኣጠቓቕማ መሬት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ትካል ልምዓት ጀርመን (ጂ ኣይ ዜድ) ዘሰናድኡዎ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ትልሚ ምድላው ኣጠቓቕማ መሬት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ዕላዊ ኮይኑ። ቀንዲ ዕላማ ኣሳታፊን ዝተዋደደን ፕሮጀክት…