ላዕለዎት ኣመራርሓ ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ እዋናዊ ሃገራውን ክልላውን ጉዳያት ይዝትዩ ኣለው
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ክልል ሲዳማን ኣብ እዋናዊ ሃገራውን ክልላውን ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ ከተማ ቦንጋ ይዝትዩ ኣለው።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ መድርኽ ዘተ÷ ኣባላት…