ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣሰናዳኢነት መበል 17 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ካብ ፖላንድ ብዕሊ ተረኪባ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናደእነት ፖላንድ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 16 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ተዛዚሙ፡፡ ኣብ መዛዘሚ እቲ ጉባኤ ኣብ 2015 ዓ.ም ዝካየድ መበል 17 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ንምስንዳእ ኢትዮጵያ ካብ ፖላንድ ብዕሊ ተረኪባ ኣላ፡፡ ሚኒስተር ዲኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ካብ ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ጨንፈር ደሴ ልዕሊ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዘረፋን ዕንወትን ምብፅሑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ጨንፈር ደሴ ልዕሊ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዘረፋን ዕንወትን ምብፅሑ እቲ ኤጀንሲ ገሊፁ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝርከቡ ሰለስተ ዓበይቲ ጨንፈራት እቲ ኤጀንሲ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ካብ ዋና ዳይሬክተርነት ውድብ ጥዕና ዓለም ንምልዓል ዝዓለመ ወፍሪ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰብአዊነት ዝተፈጸሙ ገበናት ተሓታቲ ዝኾነ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ወጻኢ ኮይኖም እናመርሑ ዝርከቡ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ካብ ዋና ዳይሬክተርነት ውድብ ጥዕና ዓለም ንምልዓል ዝዓለመ ወፍሪ ይካየድ ኣሎ። ፈተውቲ ሃገር ኢትዮጵያውያንን ትውልደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግሰታት ሓደሓደ ሃገራት ከም መፈፀሚ ፖለቲካዊ ዛዕባአን ምጥቃመን ከምዘሕዘና ኢትዮጵያ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግሰታት ሓደሓደ ሃገራት ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ናይ ባዕለን ፖለቲካዊ ዛዕባ ንምሱጋም እናተጠቐማሉ ኢየን ክብል” ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እዚ ኩነታት ኣዚዩ ከምዘሕዘኖ እውን እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ልዕሊ 3 ሽሕ ጥይት ክዘዋወር ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከባቢ ጠባሴ ኬላ ኣብ ዝተገብረ ፍተሻ 1 ሽሕ 937 ናይ ከላሽንን 1 ሽሕ 94 ናይ ብሬን ጠያይቲ ትማሊ ምሸት ሰዓት ክልተ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡ እቲ ጥይት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕል ዝኸኣለ፥ ሽጉርቲ ኣብ ዝፀዓነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ግምባር ዘመዝገቡዎ ዓወት ንኢዶም Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓውደ ኲናት ዘሚቶም ኣመራርሓ ብመሃብ ንዘመዝገቡዎ ዓወት ልዑል ናእድኡ ገሊፁ። እቲ ሕብረት፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ኣቢቹ ኣባ መላ” ዝብል ስያሜ ሂቡ፡፡ ብኻሊእ መዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበልቲን ልዕሊ 29 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲን ልዕሊ 29 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሮም። ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ ኣርባዕቲኦም ተፀዋዕቲ ትካላት ብምትሕብባር ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካላት ህወሓት ዝፈፀሞም ሰብኣዊ መሰል ጥሕሰታት ቁሳዊ ዕንወታትን ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ምዕዛብ ከምዝኽእሉ መንግስቲ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞም ሰብኣዊ መሰል ጥሕሰታትን ቁሳዊ ዕንወታትን ዓለም ለኸ ትካላት ተኻታዕቲ ሰብኣዊ መሰል ንምፍላጥ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ምንቅስቓስ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምንቅስቓስ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ እቲ ክልል ተሳቲፎም። እቲ መድረኽ ምንቅስቓስ “ተወዳዳሪን ውፅኢታዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ሰሌዳ ተሽከርካሪ ክነፈፅመልኩም ኢና ካብ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ዓርሱ ክከላኸል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕትመት ሰሌዳ ተሽከርካሪን ዝርገሐን ካብ ሚኒስቴር መጓዓዝያን ሎጀስቲክስን ብውክልና ተቐቢሉ ኣብ ምስራሕ ዝርከብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ፐብሊክ ሰርቪስ ጉዳይ ነፈፅም ኢና ብዝብል ገንዘብ ዝሓቱ ውልቀ ሰባት ሕብረተሰብ ክጥንቀቖም ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡…