ብዘይሕጋዊ ወራር ዝተትሓዘ 560 ሺሕን 233 ካሬ መሬት ናብ ባንኪ መሬት ንኽምለስ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ ወራር ዝተትሓዘ 560 ሺሕን 233 ካሬ መሬት ብምኽንያት እገዳ ቤት ፍርዲ ናብ ባንኪ መሬት ንኽምለስ ከምዝተወሰነ ተገሊፁ።
ቢሮ ቾሙዩኒኬሽን ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብታ…