“ዓድዋ- ንኢትዮጵያውያን ሕብረት፣ ንኣፍሪካዊያን ባና ናፅነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት “ዓድዋ- ንኢትዮጵያውያን ሕብረት፣ ንኣፍሪካዊያን ባና ናፅነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ።
እቲ ሲምፖዚየም ሚኒስቴር ባህልን ስፖርቲን ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ዓወት ዓድዋ ሐዚ…