ኣብ ኣሜሪካ ሎስ አንጀለስ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምትእኽካብ እቶት ብኩናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 640 ሺህ ዶላር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ሎስ አንጀለስ ኣብ ሓደ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምትእኽካብ እቶት ብኩናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 640 ሺህ ዶላር ተኣኪቡ፡፡
ቅድሚ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምትእኽካብ እቶት÷ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍፁም…