230 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት ፕሮጀክት ፅይ መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ወሊሶ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)230 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት ፕሮጀክት ፅይ መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ወሊሶ ስራሕ ጀሚሩ።
ህንፀት እቲ ፕሮጀክት፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋን ኣጀሚሮምዎ።…