ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶታት ምምሕያሽ የርእዩ ኣለዉ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶታት ምምሕያሽ ከምዘርአዩ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ መግለፂ ሂቦም።
ኣብ መግለፂኦም ድማ ኣብ ሴኔጋል ዳካር ኣብ ዝተኻየደ…