ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓበራዊ ቅልፅም ንኢትዮጵያና ሓምለዋይነት ምኽዳን ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓበራዊ ቅልፅም ንኢትዮጵያና ሓምለዋይነት ምኽዳን ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ሓደ ዕላማ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምሽርሻር ሓመድ ብምቕናስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ሓሳብ ኤች ኣር 6600 ወገናውነት ዝተረኣየሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ሓሳብ ኤች ኣር 6600 ትኽክል ዘይኮነን ወገናውነት ዝተረኣየሉ ከምዝኾነ ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮጵያውያ ኣሜሪካውያን ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር ዘላቒ ኳዕቲ ጉድጓ ማይ ምስቲ ክልል ብምውዳብ ክስራሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘጋጠመ ድርቂ ንምፅዋር ዘላቒ ኳዕቲ ጉድጓ ማይ ምስቲ ክልል ብምውዳብ ከምዝስራሕ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ብምኽንያት ዘጋጠመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይቨር ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ልዕሊ 96 ሚኢታዊ በፂሑ – ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይቨር ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ልዕሊ 96 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ ገሊፆም። ኣብ ፌስቡክ ገፅ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ምስ ኣድሚናትን ኤዲተራትን እቲ ገፅ ዝተተሓሓዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ ገልፍ ምግቢ ኢትዮጵያ ፍርያታት ወፃኢኣ ንኽተፋልጥ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2022 0 ኣዲስ አበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኤክስፖ ምግቢ ገልፍ ዱባይ ምስታፋ ናብ ወፃኢ ትልእኾም ፍርያታት ንኽተፋልጥ ዕድል ከምዝፈጠረ ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲ ኣይተ ዳንጌ ቦሩ ገሊፆም። ኣብ ወርልድ ትሬድ ሴንተር ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ኦክስፖ ምግቢ ገልፍ፥ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ምስ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ኣቦታት ሃይማኖትን ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ምስ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ኣቦታት ሃይማኖትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ተዛቲዩ። ኣብቲ ዘተ እቲ ጉባኤ ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝቕፀል እዋን ቤት ፅሕፈት ብዛዕባ ዝኸፍትሉ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንባዕሉ ንዓለም ለኸ ውድድር ከዳሉ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓዱሽ ህንፃ መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት፣ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባላት ዳይሬክተራት ቦርድ፣ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓዱሽ ህንፃ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓዱሽ ህንፃ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባላት ቦርድ ዳይሬክተራት እቲ ባንኪ፣ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ፣ ሰራሕተኛታት፣…
ስፓርት ኣብ ምድላው መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ን27 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ኣብ ምድላው መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ን27 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብኣሰናዳእነት ኮስታሪካ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2022 ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር እናብፀሖ ዝርከብ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ነበርቲ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ክልበቲ ረሱ እናብፀሖ ዝርከብ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ነበርቲ ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ከባቢ ክልበቲ ብዘብፀሖ ወራርን መጥቃዕቲን ነበርቲ ወረዳ ኣብዓላ፣ ኮናባ፣ እሪፕቲ፣ መጋሌን በራህሌን…