Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ዝግበሩ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ንሰላም ልዑል እጃም ገይሮም – ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ትሕቲ ማዕቀፍ ቀጣናዊ ትካላት ዝግበሩ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ንዝርግሐ ሰላም ልዑል እጃም ገይሮም ክብሉ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጣየሸሉ መበል 62 ዓመት ኣመልኪቶም…

ዣቢ ኣሎንሶ ብዕሊ ኣሰልጣኒ ሪያል ማድሪድ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊውን ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ናይታ ክለብ ኣሰልጣኒ ገይሩ ምሻሙ ኣፍሊጣ። ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ብመሰረት ስምምዕነት ጣሊያናዊ ካርሎ ኣንቸሎቲ ብምትካእ ኣብ 2028 ከ.ም.ኣ ሪያል ማድሪድ ንምስልጣን ፈሪሙ።

ኣብ ቦቆጂ ጉያ 12 ኪ.ሜ ኣትሌት መሰረት ጣፋን ስዮም ድሪባን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ራብዓይ ኣብ ቦቆጂ ‘ኢትዮጵያ ክፈልጠኪ’ ጉያ 12 ኪ.ሜ ውድድር ሎሚ እንትካየድ ኣትሌት መሰረት ጣፋን ስዮም ድሪባን ተዓዊቶም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ውድድር ሚኒስተር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።…

ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ናይ ምውዳብ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ኣዲስ ኣባበባ ብዓቕሚ ሰብን ዘመኑ ዝጠልቦ ቴክኖሎጂ ናይ ምውዳብ ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ከንቲባ ኣዳነ ኣቤቤ ገሊፀን። መዓልቲ ሓደጋን ሓዊን “ካብ ሓደጋ ስግኣት ዝተሓለወ ልምዓት ከተማ ዝኽፈል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ካቴድራል ኖትረዳም ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ዶ/ር) ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ካቴድራል ኖትረዳም ዑደት ገይሮም። እቲ ዑደት ቅርሲ ኣብ ምሕላው ባህላዊን ዓለም ለኸ ዋጋ ዘመላኸተን ንኢትዮጵያ ትርጉም ዘለዎ ትምህርቲ ዝሃበ ምዃኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ናብ ፓሪስ ፈረንሳይ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ልኡኽ ብሓባር ብምዃን ንዕላዊ ዑደት ሎሚ ናብ ፓሪስ ፈረንሳይ ኣትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፓሪስ እንትበፅሑ ብብሄራዊ ሓይሊ…

ኣብቲ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዲጂታላይዜሽን ርኡይ ለውጢ የምፅኡ ኣለው – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዲጂታላይዜሽን ርኡይ ለውጢ እናምፅኡ ምዃኑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ “ብዲጂታል ዝተሓገዘ ትራንሰፖርትን ሎጅስቲክስን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተወከልቲ…

ኣብ ካሊፎርንያ ንእሽተይ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሊፎርንያ ሳን ዲዬጎ መንበሪ መንደር ብምኽንያት ጭጋግ ኩነታት ኣየር ንእሽተይ አውሮፕላን ተሓምሺሻ። እታ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን 15 ኣባይቲን ብዙሓት መካይንን ብሓዊ ንክቃፀሉ ምግባሩ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ኣፍሊጦም፡፡…

ንዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ምትሕብባር ገሊፁ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን ርክብ ህዝቢን ፐብሊክ ዲፕሎማሲን እቲ ቤት ፅሕፈት ሰለሞን ዳኒኤል…

ኣዋሽ ሚድሮክ መፍረዩ እታዎት ኮትድ ካልሺየም ካርቦኔት ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ዓፋር ኣዋሽ 7 ኪሎ ዝተጣየሸ ፋብሪካ ምፍራይ ኣዋሽ ኮትድ ካልሺየም ካርቦኔት ከይዲ ፈላማይ ምዕራፍ ፕሮግራም መርሃ ግብሪ ምጅማር ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ፣ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቨስትመንት…