ስፓርት ሊቨርፑል ዓወታ ምስ ደገፍታ ተኽብር ኣላ mizan mekonen May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ውድድር ዓመት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 2024/25 ሻምፒዮን ዝኾነት ሊቨርፑል ዓወታ ምስ ደገፍታ ተኸብር ኣላ፡፡ ክለብ መርሲሳይዱ ሊቨርፑል ኣብ ኣንፊልድ ጎዳናታት ብምዝውዋር ምስ ደገፍታ ኣብ መበል 20 ፅዋዕ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ዓወታ…
ስፓርት መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ስዒራ mizan mekonen May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 31 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረን 2 ብ 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። መቐለ 70 እንደርታ ናይ ምስዓር ሸቶታት ብቦና ዓሊን ያሬድ ብርሃኑን እንተመዝግቡ÷ ስዕረት ንስሑል ሽረ ካብ ስዕረት ዘየናገፈት…
ቢዝነስ ስራሕቲ ምምሕያሽ ፅርየት ቡን mizan mekonen May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅርየት ቡን ንምምሕያሽ ክልላት ሓዊሱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውህሃድ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፅርየት ቡን ንምምሕያሽ ምስ ተዋሳእትን መዳርግቲ ኣካላትን መድረኽ ምንቅስቓስ እናካየደ ምዃኑ ምክትል ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዲጂታል ዝተሓገዘ ትግበራ ሴክተር ልምዓት ፋይናንስን ኢንሹራንስን mizan mekonen May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብዲጂታል ዝተሓገዘ ትግበራ ሴክተር ልምዓት ፋይናንስን ኢንሹራንስን እናካየደት ምዃና ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ ገሊፆም። መበል 51 ዓመታዊ ኮንፈረንስ ትካል ኢንሹራንስ ኣፍሪካን ሓፈሻዊ ኣኼባን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ደገፍ ብዓቕሚ ርእስካ ምኽኣል ፃውዒት ሓርበኝነት እዩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን mizan mekonen May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብኣዊ ደገፍ ብዓቕሚ ርእስካ ምኽኣል ፃውዒት ዓወት ሓርበኝነት ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ገሊፁ፡፡ ህንፀት ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋ ስግኣትን ሰብኣዊ ደገፍ ብዓቕሚ ርእስካ ምኽኣል ምንቅስቓስ ስትራቴጂክ ማዕቀፍ ትግበራ ንፌዴራል፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጣልያን ኣትዮም mizan mekonen May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ጉጅለ ልኡኾምን ሮም ጣሊያን ኣትዮም። ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጂዮርጂያ ሜሎኒ ከምዝዛተዮ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
ስፓርት ውድድር ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 2024/25 ተዛዚሙ mizan mekonen May 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 2024/25 ሎሚ ብዝተካየዱ መርሃ ግብሪታት ፍፃመ ረኺቡ፡፡ ሎሚ ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ማንቼስ ሲቲ፣ቼልሲ፣ ኣርሰናልን ማንቸተስተር ዩናይትድን እንትዕወት ሰዓርቲ እቲ ፕሪምየር ሊግ ሊቨርፑል ምስ ክሪስታል ፓላስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያና ዩክሬን ልዑል ዝተብሃለ ልውውጥ እሱራት ሰራዊት ኣካይደን mizan mekonen May 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩሲያና ዩክሬን ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ሰሙናት ልዑል ዝተብሃለ ልውውጥ እሱራት ሰራዊት ምክየደን ተገሊፁ፡፡ እቲ ልውውጥ እሱራት ሰራዊት ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ብዝተገበረ ቀጥታዊ ዘተ ክልቲአን ሃገራትን ምይይጥን ድሕሪ ምክያድ ስምምዕነት ዝተፈፀመ…
ስፓርት ኣዳማ ከተማ ንንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ስዒራ mizan mekonen May 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ መበል 31 ሰሙን ኣዳማ ከተማ ንባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ኣብ ስታድዩም ሳይንስን ቴክኖሎጅን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣዳማ ከተማ ነቢል ኑሪ ዘመዝገባ ሸቶታት ሰለስተ ነጥቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉድለታት ፈፀምቲን ነጋዶን ብምትሕብባር ንምእራም ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ተረዳዲእና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen May 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሓድሓደ ፈፀምቲን ነጋዶን ዝረኣዩ ጉድለታት ሰነ ምግባር ብምትሕብባር ንእራም ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ኣብ ምርድዳእ ምብፅሑ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ምስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንግዲ…