ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ሎሚ ንህዝቢ ክፉት ኮይኑ ክውዕል እዩ mizan mekonen May 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ኢንፎርሜሽንን ኣሰናዳእነት እናተካየደ ዝርከብ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም እዩ። ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ 2025 ትማሊ ንህዝቢ ክፍቲ ኾይኑ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዘተ ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ኢስታንቡል ምኽያድ ጀሚሩ mizan mekonen May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ተዳራዳሪ ልኡካን ጉጅለ ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ይዛተዩ ኣለው። ብኣዳራዳሪነት ኣሜሪካን ቱርክን እናተኻየደ ዝርከብ ዘተ ሰላም እተን ሃገራት ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ንፈለማ እዋን ዝተገበረ ዘተ ገፅ ንገፅ እዩ ተባሂሉ፡፡…
ስፓርት ክርስትያኖ ሮናልዶ ንሳልሳይ ግዜ ካብ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኸፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ mizan mekonen May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ወዲ 40 ዓመት ፖርቱጋላዊ ኢንተርናሽናል ተፃዋታይ ንተኸታታሊ ንሳልሳይ ዓመት ካብ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኸፋሊ ስፖርተኛ ምዃን ኽኢሉ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንክለብ ስዑዲ ኣልናስር እናተፃወተ ዝርከብ ክርስትያኖ ሮናልዶ፤ ኣብ ዓመት 275 ሚሊየን ዶላር…
ስፓርት ሰርጂም ራትክሊፍ ልዕሊ 6 ቢሊየን ፓውንድ ከሲሮም mizan mekonen May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንኡስ በዓል ዋና ማንቼስተር ዩናይትድ ሰር ጂም ራትክሊፍ ኣብ ሓደ ዓመት ልዕሊ 6 ቢልዮን ፓውንድ ከሲሮም። እንግሊዛዊ በዓል ሃፍቲ ሰር ጂም ራትክሊፍ ሃፍቶም ካብ 23 ነጥቢ 519 ቢሊየን ፓውንድ ናብ 17 ነጥቢ 046 ቢሊየን ፓውንድ ምውራዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝሓለፉ ሕዲት ዓመታት ርኡይ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርኡይ ውፅኢት ምምዝጋቦም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣብ ሓድሽ ዓለም ለኸ ማእከል ኮንቬንሸን…
ስፓርት ሻምፒዮና ዓለም ውፅኢት መእተዊ ምዝገባ ግዘ ገደብ ኣብዚ ሰሙን ክገልፅ እዩ mizan mekonen May 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ውፅኢት መመዝገቢ ዝውደአሉ ግዘ ኣብዚ ሰሙን ዕላዊ ከምዝኸውን ኣትሌቲክስ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ነቲ ውድድር ቅድመ ምድላው ንምግባር ዝረድእ ውፅኢት መእተዊ ዝምዝገብሉ ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጡቓት ናብ ሰላማዊ ናብራ ንኽምለሱ መንግስቲ ድገፉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣይተ ኣረጋ ከበደ mizan mekonen May 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ኮሚሽን ዳግመ ህንፀት ኣብ ክልል ኣምሓራ ይንቀሳቐሱ ዝነበሩ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ ዘኽእሉ ጉዳያት ምስ ኣመራርሓ ሓለፍቲ ስራሕ ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣብ እዋን እቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣረጋ ከበደ ከምዝበልዎ÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብዚ ዓመት ካብ ብሄራዊ ባንኪ ዝልቀሖ ልቓሕ ናብ ባዶ ወሪዱ-ብሄራዊ ባንኪ mizan mekonen May 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ልቓሕ መንግስቲ ናብ ባዶ ምውራዱ ኣፍሊጡ። ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምሕረቱ እዙይ ዝበሉ ሎሚ ኣብ ዝተጀመረ ፎረም ፋይናንስ ኢትዮጵያ እዩ፡፡ ኢትዮጵያ ዓውዲ ፋይናንስ ከም ናህሪ ዋጋን ሕፅረት ሸርፊ…
ስፓርት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ከተማ ባህርዳርን ማዕረ ተፈላልየን mizan mekonen May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 29 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፀወታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ከተማ ባህርዳርን ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላልየ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ከተማ ባህርዳር ብ47 ነጥቢ ኣብ 3ይ ብርኪ እንትትስራዕ÷ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ድማ ብ38 ነጥቢ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ትራንስፖርት ንምዝማን ዘኽእሉ ዲጂታል ሶሉሽናት ዕላዊ ተገይሮም mizan mekonen May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኢትዮ ቴሌኮምን ሃገር ኣቋራፂ ግልጋሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተዋደደ ሶሉሽን ስርዓት ቀረብ ነዳዲ ከምኡ እውን ሃገር ለኸ ስርዓት ምምሕዳር ማእኸላዊ ቅፅዓት ትራፊክ ተግባራዊ ተገይሩ፡፡ እዚኦም ሃገራ ኣቋራፂ…