ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ተሰሪዙ mizan mekonen May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ከምዝተሰረዘ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ምስራዙ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ብፅርየት ፍርያትን ቅልጣፈን ናብ ወደብ ክበፅሑ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቦሌ ለሚ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣክስዮን ማሕበር ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ግልጋሎት ማእኸል ሓደ መስኮት ምሃብ ጀሚሩ፡፡ እቲ ማእኸል ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ እቲ ማእኸል ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር)ን ከምኡ እውን ዋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ምስ ሶርያ ዘለዋ ርክብ ምሕዳስ ከምትደሊ ገሊፃ mizan mekonen May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሶርያ ተነቢሩ ዝነበረት ማዕቀብ ክምተልዕሎን ርክባ ምሕዳስ ከምትደሊ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዕላዊ ዑደት ዘካይዱ ዘሎው እቶም ፕሬዚዳንት፤ ምስ ፕሬዚደንት ሶርያ ኣሕመድ ኣልሻራ ኣብ ስዑዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያ ሚድያን ኮሙኒኬሽንን መሪሕ ግደ ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ mizan mekonen May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ኩሉ ዓውዲ ዝተረኸቡ ዓወታት ኣጉሊሁ ንምርኣይ ሰብ ሞያ ሚድያን ኮሙኒኬሽንን መሪሕ ግደ ክዋፅኡ ይግባእ ክብሉ ሓላፊ ዓውዲ ርክብ ዓለም ለኸ ህዝብን ፓርቲ ብልፅግናን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ "ድሕሪ ሓቂ ዘበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ለኸ ደረጃ ፅርየት ምግብ ሙሉእ ብሙሉእ ንምትግባር ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ለኸ ደረጃ ፅርየት ምግቢ ኣብዚ ዓመት ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ንምግባር እናሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኣፍሊጡ፡፡ ግዴታ ደረጃ ዝወፀሎም ፍርያታት ምግቢ ካብ በዓል መዚ ወፃኢ ኣብ ሳልሳይ ኣካል ሃገር ለኸ ምርግጋፅ ፅርየት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ሓደጋ ስግኣት ኣብ ምንካይ ልዑል ግደ እናበርከተ ምዃኑ ተገሊፁ mizan mekonen May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደር ሓደጋ ስግኣት ኣብ ምንካይ ልዑል ግደ እናበርከተ ምዃኑ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ኣሕመድ መሓመድ ገሊፆም። ቅድሚ ሕዚ ብሰንኪ ዝተሓላለኹ ገመዳት ኤሌክትሪክ ሓደጋታት እንትበፅሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሃፍቲታት ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ንምልማዕ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሃፍቲታት ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ብዝበለፀ ንምልማዕ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣፍሊጠን፡፡ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ወርክሾፕ ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ኣመልኪቶም እተን ሚኒስትር ንፋና ዲጂታል…
ስፓርት ከተማ ሃዋሳ ንከተማ አርባምንጭ ስዒራ mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 29 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ከተማ ሃዋሳ ንከተማ አርባምንጭ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ከተማ ሃዋሳ ብሕታዊት ሽቶ ዘቁፀረ እስራኤል እሸቱ ናይ ዓወት ሸቶ ምስ መረብ ኣራኪብዋ። ከተማ ሃዋሳ ንኻልኣይ ተኸታታሊ ዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ንምርግጋዕ ዕዉት ስራሕቲ ተኻይዶም – እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ከም ሃገር ኢኮኖሚ ንምርግጋዕ ዕዉት ስራሕቲ ውፅኢት ምስርሖም ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ዝገበሩ ቢዝነስ ፎረም 2025 እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ከምዝበልዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ዕፅው ኮይኖም ዝፀንሑ ዓውዲታት ምኽፋት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ የዕቢ ኣሎ mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንመንግስታዊ ትካላት ልምዓት ሓዊሱ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ዕፅው ኾይኖም ዝፀንሑ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ክዓቢ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ዝገበሩ ቢዝነስ ፎረም 2025 ÷ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፣…