Fana: At a Speed of Life!

ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብድሆታት ብምፍታሕ ምቹው ዕድላት ተፈጢሩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከይዲ ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝነበሩ ብድሆታት ብምፍታሕ ኣብቲ ዓውዲ ምቹው ዕድላት ምፍጣር ተኻኢሉ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡ 3ይ "ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2025" ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ…

ዜጋታት ዓለም ለኸ ተወዳዳርነት ንምዕባይ ብነፃ ዝቀረበ ስልጠና ኮደርስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዜጋታት ዓለም ለኸ ተወዳዳርነት ንምዕባይ ኢትዮጵያ ብነፃ ክቀርብ ዝገበረቶ ስልጠና ኮደርስ ልዑል ሸርፊ ወፃኢ ዝሓትት ምዃኑ ኣማካሪ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብዮት ባዩ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ 5 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ኮደርስ ፕሮግራም…

3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓበራዊነትን ልምዓትን ፅባሕ ምክያድ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓበራዊነትን ልምዓትን ካብ 5 ክሳብ 6 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣፍሊጦም፡፡ እቲ ጉባኤ ምስ ጂ 20 ፎረም ኢንተር ፌዝ ፣ ምስ ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ትሕቲ ሕብረት…

ፋይዳ ንኢትዮጵያ ናይ 5 ኪሎ ሜትር ጉያ ጎዳና ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ መለለይ መንነት ግንዛበ ንምምሕያሽ ዕላማ ዝገበሮ ናይ 5 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ጎዳና ኣብ ኣደባባይ ተኻይዱ፡፡ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ዘጀመርዎ እቲ ውድድር 25 ሺሕ ሰባት ዝተሳተፉ እንትኾን ልዕሊ 400…

ሃገርና ብዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፍሓሰላ ውዲት ዘፈሽል ጅግና ሰራዊት ኣለዋ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገርና ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፍሓሰላ ውዲት ዘፈሽል ጅግና ሰራዊት ኣለዋ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ መበል 47 ዓመት ምሰረታ እዚ ምዕራብ “ተምሳሌት ፅንዓት፤ ጋሻ ኢትዮጵያ”…

መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ምዕራብ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ምዕራብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ነቀምቴ ስታዲየም ወለጋ ይኽበር ኣሎ። ኣኸባብራ ኣብቲ ስነ-ስርዓት፤ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት…

ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 23 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ክውሃብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ መዛዘሚ ፈተና ካብ 23 ሰነ ክሳብ 8 ሓምለ 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ሃገር ለኸ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኣይተ እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን፤ ብመርበብ ኢንተርኔት…

ንሃገር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊ ልምዓትን ዲያስፖራ ልዑል እጃም ኣለዎ – ኣምባሳደር ዑመር ሁሴን (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሃገር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊ ልምዓትን ክቀላጠፍ ዲያስፖራ ልዑል እጃም ኣለዎ ክብሉ በዓል ሙሉእ ስልጣን ፍሉይ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ኣምባሳደር ዑመር ሁሴን (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ካብ ኩሎም…

ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን 2 ን 1 ስዒራታ፡፡ ሰዓት 10፡00 ኣብ ኣርቲፊሻል ሜዳ ሃዋሳ ዝተኻየደ ፀወታ ባህር ዳር ከተማ ሙጂብ ቃሲምን ሄኖክ ይበልጣልን ዘቑፀርዎ ሽቶታት ሰለስተ…

ወታደራዊ መሳርሒታት ዘፍርይ ፋብሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሳልሳይ ሃገር ለኸ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኤክስፖ ፍርያታቶም ካብ ሞንጎ ዘቕረቡ ኣፍረይቲ ትካላት ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ፋብሪካ ውሽጢ ዝርከብ ቴክስታይል ቴክኒካል ኣንበሳ ፋብሪካ እቲ ሓደ እዩ፡፡ ወታደራዊ ክዳውንትን ካልኦት ናውቲን ዘፍርይ ምምሕዳር…