ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይዚ ዘበን ሓርበኝነት mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኘሬዚዳንት ማሕበር ጥንታዊ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ብተደጋጋሚ ኣብ ዘመሓላልፍዎ መልእኽቲ "ኢትዮጵያ እተኽብሮ መዓልቲ ዓወት እምበር መዓልቲ ነፃነት ኣይኮነን" ኢሎም። መዓልቲ ነፃነት ዝተረኸበሉ ዘይኮነስ ኣያታትና ብዝኸፈልዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 84 መዓልቲ ሓርበኛታት ይክበር ኣሎ mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 84 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ መዘከርታ ሓወልቲ ኣራት ኪሎ ይክበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ኘሬዚዳንት ማሕበር ጥንታዊ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴን መስፍን፣ ሓርበኛታት፣ ስድራ ቤት ሓርበኛታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5 ሚልዮን ስልጠና ኮደርስ ዜጋታት ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ርሕቐት ስራሕ ንኽረኽቡ ዕድል ይፈጥር ኣሎ mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 5 ሚልዮን ስልጠና ኮደርስ ዜጋታት ኢትዮጵያዊያን ምስ ዝተፈላለያ ዓለም ሃገራት ርሕቐት ስራሕ ዝረኽሉ ዕድል እናፈጠረ ምዃኑ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ናይ ስራሕ ስምምዕነት ምፍርራማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ምዕራብ አርሲ ሞዴል ህንፀት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣጀሚሮም mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ከተማ ነገለ ኣርሲ ህንፀት ሞዴል ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኡታ ዋዩ ኣጀሚሮም። ብልዕሊ 500 ሚልዮን ወፃኢ ዝስራሕ እቲ ቤት ትምህርቲ ኣብ ውሽጢ 10 ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር መበል 116 መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ሲምፖዝየምን ዓውደ ምርኢትን መሪቖም ከፊቶም mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዝተዳለወ መበል 116 መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ሲምፖዝየምን ዓውደ ምርኢትን መሪቖም ከፊቶም፡፡ መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ምድላው ሲምፖዚየምን ዓውደ ምርኢትን ካብ 1901 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ጉዕዞ ብልፅግና ኩለ መዳያዊ ክእለትን ፃዕሪን ሰራሕተኛታት ወሳኒ እዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንኩለመዳያዊ ብልፅግና እትገብሮ ጉዕዞ ዓንዲ ኮይኖም ዝተፈለዩ ቁጠባዊ ዓውድታት ኩለመዳያዊ ክእለትን ፃዕርን ሰራሕተኛታት ዝሓቱ ምዃኖም ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ እቲ ግልጋሎት ንመዓልቲ ሰራሕተኛታት ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሳነታት መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 44 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ከምዝስዕብ ቐሪቡ፡- 1.ቤት ምኽሪ ፈላማይ ዝተዛተየ ምስ መንግስቲ ሪፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጁአዎ ማኑኤል ጎንካሌቭ ሎሬንቾ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷”ሎሚንጉሆ ካብ ፕሬዚደንት ጁአዎ ማኑኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ከምዝተዳለወ ተገሊፁ mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ከምዝተዳለወ ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጦም፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ሕርሻ እያሱ ኤልያስ (ፕ/ር)ናይ ሎሚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 5 ቢልዮን ፈልሲ ንምትካል…
ስፓርት ከተማ ኣዳማን ዩኒቨርስቲ ወልዋሎ ዓዲግራትን ማዕረ ተፈላልየን mizan mekonen Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 27 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝተራኸባ ከተማ ኣዳማን ዩኒቨርሲቲ ወልዋሎ ዓዲግራትን ሓደ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ኣብ ስታድየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም፤ ዩኒቨርሲቲ ወልዋሎ ዓዲግራት ዳዋ ሁጤሳ ንከተማ ኣዳማ…