ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ መኪና ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ሓሊፉ mizan mekonen Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ዋጫለ ከባቢ ከተማ ሙከጡሪ ቀበሌ መቼላ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ክሳብ ሕዚ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ ካብቶም ዝሞቱ ብተወሳኺ ኣብ 21 ሰባት ኸቢድን ኣብ 17 ሰባት ድማ ቀሊልን ጉድኣት ምብፅሑ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምቹውቲ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ዝጎደልዋ መሰረተ ልምዓታት ብምምላእ ንነበርታ ምችው ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ትማሊ ንግልጋሎት ክፍቲ ዝኾነ ፓርክ ቡልቡላን ካብ ቦሌ ካርጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕ ልምዓት ፓርክ ቡልቡላ እንትውገን ማሕበረሰብ ንቑሕ ተሳትፎ ገይሩ- ክፍለ ከተማ ቦሌ mizan mekonen Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስራሕ ልምዓት ፓርክ ቡልቡላ እንትውገን ማሕበረሰብ ብምትሕብባርን ብምውዳድን ኣብ ጎኒ መንግስቲ ደው ካብ ምባል ብተወሳኺ ኣካል እቲ ስራሕ ከምዝነበረ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ቦሌ ገሊፁ፡፡ ፈፃሚት ስራሕ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣለምፀሃይ ሽፈራው ከም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያን ዩክሬንን ሰላም ንምርግጋፅ ኣሜሪካ ብትደልዮ ቕልጣፈ ክውገን ከምዘይኽእል ሩሲያ ገሊፃ mizan mekonen Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኲናት ሩስያን ዩክሬንን ንምቁራፅ ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ሰላም ኣሜሪካ ብትደልዮ ቅልጣፈ ክሳካዕ ከምዘይኽእል ሩሲያ ገሊፃ፡፡ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን እቲ ጎንፂ ብዲፕሎማሲያዊን ፖለቲካዊን መገዲ ንምፍታሕ ቆራፅ ምዃና ውሃቢ ቃል ክሬምሊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 11 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ኣፅዲቁ mizan mekonen Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 11 ቢሊየን 556 ሚሊየን 999 ሺሕ ብር በጀት ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቁ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብታ ከተማ ዘለው ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ንምድጋፍ ዝቐረበሉ ተወሳኺ በጀት ዘፅደቐ እንተኾን እቲ በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ምትሕብባር ክጠናኸር ሓቲቶም mizan mekonen Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ንሓበራዊ ዕብየት ምትሕብባሮም ከጠናኽሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ሓቲቶም፡፡ ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኔሮ ክካየድ ዝፀንሐ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ተዛዚሙ፡፡ እቶም ሚኒስተር ኣብቲ ኣኼባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሜራትን ኣብ ምፍራይ ተምሪ ብሓባር ንክሰርሓ ተሰማሚዐን mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሜራትን ኣብ ምፍራይ ተምሪ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኢንተርናሽናል ከሊፋ ቴምር አዋርድን ሕርሻ ኢኖቬሽንን ኣብዱላሃብ ዘይድ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅልጡፍ ፕሮጀክት ጂኦፊዚካል መፅናዕቲ ሃፍቲ ማይ ከርሰ ምድሪ ዕላዊ ኮይኑ mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተዋደደ ምምሕዳር ሃፍቲ ማይ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ቅልጡፍ ፕሮጀክት ጂኦፊዚካል መፅናዕቲ ሃፍቲ ማይ ከርሰ ምድሪ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ን5 ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ መንግስቲ ዴንማርክ ብምትሕብባር ዕላዊ…
ስፓርት ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ተዓዊተን mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሓምሻይ ውድድር ፖሊስ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣፍሪካ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳማይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ውድድር ውድድር ብደቂ ተባዕቲዮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቭላድሚር ፑቲን መዓልቲ ዓወት ሩሲያ ኣመልኪቶም ግዝያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኣዊጆም mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን መዓልቲ ዓወት ሩሲያ ኣመልኪቶም ግዝያዊ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኣዊጆም፡፡ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ መዓልቲ ዓወት ሩሲያ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምእዋጆም ተሓቢሩ፡፡ ፕሬዚዳንት…