Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ኣብ ፈጠራን ክእለትን ፍሉይ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ኣብ ፈጠራን ክእለትን ፍሉይ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ትምህርቲ፣ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ከምኡ እውን ሚኒስተራት ስራሕን ክእለትን ምስ ኣፍሪካ ብሬይንስ ብምትሕብባበር ዘሰናድእዎ…

ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ኢኮኖሚያዊ ጉባኤ ኣፍሪካ-ኢራን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ቴህራን እናተኻየደ ዝርካብ 3ይ ኢኮኖሚያዊ ጉባኤ ምትሕብባር ኣፍሪካ-ኢራንን ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖን ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ጉባኤ ብቐንዲ ኣብ ሞንጎ ኢራንን ኣፍሪካን ዘሎ ኢንዱስትሪ፣ ንግድን የኢቨስትመንትን ምትእስሳር ንምጥንኻር…

ኢፕስዊች ታውን ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ወሪዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢፕስዊች ታውን ሳውዛምፕተንን ሌስተር ሲቲን ስዒባ ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ምውራዳ ተረገጊፁ፡፡ ሎሚ ዝተካየደ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኢፕስዊች ታውን ብኒውካስል ዩናይትድ 3 ን 0 ተሳዒራ ካብቲ ሊግ ወሪዳ፡፡…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጀርመን ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣዲዳስ ኣዲዜሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ውድድር 5 ኪሎ ሜትር ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ቀዳማይቲ ብምዃን እንትትዕወት ብደቂ ተባዕትዮ ድማ ዮሚፍ ቀጀልቻ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓወትቲ…

ብደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትር መሰናክል ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ብደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትር ጉያ መሰናክል ውድድር ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ተዓዊቱ፡፡ ኣብ ውድድር ቻይና ዢያሚንግ አትሌት ሳሙኤል ብ 8:05.61 ብምእታው ናይቲ ቦታ ክብረወሰንን ናይዚ ዓመት ርሕቐት ቅልጣፈን ብምምዝጋብ ብልዑል…

ፋይዳ መለለዪ መንነት ንግልጋሎት ፓስፖርት ቅድመ ኩነታት ክኸውን እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢሚግሬሽንን ግልጋሎትን ዜግነትን ፓስፖርት ፋይዳ መለለዪ መንነት ቅድመ ኩነታት ብምቕማጥ ምስ ፕሮግራም ብሄራዊ መንነት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት በፂሑ፡፡ ኢሚግሬሽንን ግልጋሎትን ዜግነትን ዝጀመሮም ስራሕቲ ሪፎርም ብምጥንኻር ካብ 1…

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ንህዝቢ ዓለም ብቅንዕናን ሰናይ ስራሕን ኣገልጊሎም – ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ሥላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ንዝተገፍዑ ድምፂ፣ መዓልቲ ንዝጎደሎም ኣቦ ብምዃን ንህዝቢ ዓለም ብቅንዕናን ሰናይ ስራሕን ኣገልጊሎም እዮም ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ አፅቀ ሥላሴ ገሊፆም፡፡ ቤተክርስቲያን ካቶሊካዊት ኢትዮጵያ ርእሰ ሊቃነ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ ስርዓት ቀብሪ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ሮማ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ሎሚ ኣብ ሮም ዝርከብ ቤተ-ክርስትያን ሳንታ ማሪያ ማጆሬ ተፈፂሙ፡፡ ኣብ አደባባይ ቫቲካን ቅዱስ ጴጥሮስ እናተካየደ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ምስናይ ፕሬዚዳንት ዶናልድ…

ዶናልድ ትራምፕን ዘለንስኪን ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ መዘነኦም ዩክሬን ቮለድሚር ዘለንስኪ ሎሚ ኣብ ጣሊያን ሮም ተራኺቦም ተዛትዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ሎሚ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ተዓዲሞም።…

ከንቲባ ኣዳነች አቤቤ ማእኸል ባህልን ትምህርትን ጣይቱ መሪቐን ከፊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች አቤቤ ማእኸል ባህልን ትምህርትን ጣይቱ ሎሚ መሪቐን ከፊተን፡፡ ህንፀት እቲ ማእኸል ንኣርባዕተ ዓመታት ዝኣኽል ክስራሕ ምፅንሑ ኣብቲ እዋን ተገሊፁ፡፡ እቲ ማእኸል ቅድም ሕዚ መንበሪ ገዛ…