Fana: At a Speed of Life!

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብቲ ሊግ ን5ይ ተኸታታሊ ዓወት ንምዕዋት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 26 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ 4 ፀወታታት ከካየድ እዩ። ዌስትሃም ዩናይትድ ኣብ ሜድኣ ምሸት ሰዓት 5፡15 ንማንቼስተር ዩናይትድ ከተአንግድ እያ። ኣብቲ ሊግ ኣብ ዝሓለፈ 4 ተኸታታሊ ፀወታታት ዓወት…

ኢትዮጵያ ንኣጋይሽ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ልባ ከፊታ ኢዳ ዘርጊሓ ክትቕበል እያ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንኣጋይሽ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ልባ ከፊታ ኢዳ ዘርጊሓ ክትቕበል እያ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ናይ ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ ሃገራዊ ፈተና ብመርበብ ሓበሬታ ጥራሕ ክውሃብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዛዘሚ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2018 ዓ.ም ሙሉእ ብሙሉእ ብመርበብ ሓበሬታ(ኢንቴርኔት) ንምሃብ ቅድመ ምድላዋት ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ከምዝበልዎ፤…

ባንኪ ኣዋሽ ብዲጂታል ስርዓተ ክፍሊት 1 ትሪሊየን ብር ክፍሊት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብዲጂታል ስርዓተ ክፍሊት ባንኪ ኣዋሽ ዝተገበረ መጠን ክፍሊት ሓደ ትሪሊን ብር በፂሑ። እቲ ባንኪ ካብ ሎሚ ጀሚሩ “ንዝለዓለ ዕግበት ዓማዊል ንፅዕር” ብዝብል ቴማ ንሓደ ሰሙን ዝፀንሐ ሰሙን ዓማዊል ከካይድ እዩ።…

ፋሲል ከነማ መራሒ ሊግ ንምዃን ዝገብሮ ዘሎ ውድድር

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 16 ሰሙን ናይ ሲቢኢ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ምስ ሃድያ ሆሳእና ክትጋጠም እያ። ፋሲል ከነማ ናይ ሎሚ ፀወታ እንተድኣ ተዓዊታ ነጥባ ናብ 36 ብምዕባይ ነቲ ሊግ ክመርሕ ክጅምር ኢያ። ኣብ ዝሓለፉ…

ብምንቅስቓስ ትምህርቲ ንወለዶ 2 ነጥቢ 23 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ምእኻብ ተኻኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምንቅስቓስ ትምህርቲ ንወለዶ ዝተፈላለዩ ዝምለከቶም ኣካላት ብምስታፍ 2 ነጥቢ 23 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ምእኻብ ተኻኢሉ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር እታ ከተማ 5ይ ዓመት ዘመን ስራሕ 2ይ…

ፅዕንቶ መነባብሮ ነበርቲ እታ ከተማ ዘቃልሉ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ተካይዶም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ፅዕንቶ መነባብሮ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘቃልሉ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር እታ ከተማ 5ይ ዓመት ዘመን…

ኣብ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝተመስረተ ያታ ሰላም ምፅናዕ ወሳኒ እዩ – ምሁራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝተመስረተ ያታ ሰላም ምፅናዕ ብሄራዊ ረብሓ ንምሕላው ወሳኒ እዩ ኢሎም ምሁራት፡፡ እቶም ምሁራት ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፣ ከፋፋሊ ያታ ብምግዳፍ ኣብ ሓባራዊ ጉዳያት ትኹረት ምግባር ሃገራዊ ሰላም…

ትሩፋት ሌማት ዘላቒ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ተደማሪ ዓቕሚ ኮይኑ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዘላቒ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ትግበራ ፖሊሲ ተደማሪ ዓቕሚ ኮይኑ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤…

ኣፋሕድ ኣጀንዳ ንኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣመራርሓን ኣባላትን ትካል ህዝቢ ኣምሓራ ፋኖ ክረኣየልና ይግባእ ዝበሎም ኣጀንዳታት ንኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣረኺቡ፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተዓጢቆም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፋሕድ ኣብ ቀረባ እዋን ኣማራፂ ሰላም…