Fana: At a Speed of Life!

ውፅኢታት ሃገር-በቆል ኢኮኖሚያዊ ምምሕሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ሓንቲ ሃገር ዘላቒን ውሑስን ክኸውን ዝኽእል ምስ ጭቡጥ ኩነታት እታ ሃገር፣ ባህላን ውሽጣዊ ዓቕማን ዝሰማማዕ ፖሊሲ ምስ ዝቕረፅ ጥራይ እዩ። ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዘጋጠማ መዋቕራዊ ኢኮኖሚያዊ ፈተናታት ንምፍታሕ ከምኡ ድማ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደቡብ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደቡብ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ’ቲ ከባቢ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ደቡብ ኢትዮጵያ ብድሙቕ ሕብሪን ፅባቐን ደሚቓ ተቐቢላቶም።

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣብ ጉባኤ ልዝብ ሙያዊ መብርሂ ምስ ዘቕርቡ ልሂቃን ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ልዝብ ሙያዊ መብርሂ ምስ ዘቕርቡ ልሂቃን ይዝቲ ኣሎ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)፥ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንዘበናት እንትክባለሉ ዝመፅኡ ዘይምርድዳኣት ብዝሰልጠነ መገዲ ንምፍታሕን…

ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ዝተራእየ ዝተዋደደ ንጥፈታት ዓመታዊ ኣታዊ ኢትዮጵያ ንምዕባይ ዓብዪ ዓቕሚ ኣለዎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም. (ኤፍ.ኤም.ሲ) – ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ዝተራእየ ዝተዋደደ ናይ ሰባት፣ ገንዘብን ኢኮኖሚያዊ ንጥፈታትን ብሓባር ኮይኑ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ኣታዊ ኢትዮጵያ ንምዕባይ ዓብዪ ዓቕሚ ከም ኣለዎ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር…

ፖርቹጋል ምስ ክሮሺያ ፤ ስፔን ምስ ኦስትሪያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ብሓባር ኣብ ዘዳለውኡ መበል 23 ፅዋዕ ዓለም ናይ 32 ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሎሚ እወን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ናይ ሓደ ጊዘ ናይቲ መድረኽ ሻምፒዮን ዝኾነት ስፔን ምሸት ሰዓት 4፡00 ምስ ኦሰቲሪያ…

ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያ ኣብ ፅኑዕ ሰረት ንምቛም ዝካየድ ሉዓላዊ ጉዕዞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ገዛእቲ ባዕዲታት ንህዝብታት ኣፍሪካ ንምግዛእን ንምንብርካኽን ዝተጠቐምሉ ቀንዲ መሳርሒ፥ ዘመናዊ ኣፅዋር ኲናት ጥራይ ኣይነበረን። ህዝብታት ብምክፍፋል ናይ ምግዛእ ስትራቴጂ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ንነዊሕ ዘመን ዝፀንሐ ማሕበራዊ ስምብራት ገዲፉ…

ንቱሪዝም ዝተውሃቦ ትኹረት መበገሲ ኢትዮጵያ ናይ ምምዕባል ራእይና እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝተውሃበ ትኹረት ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንመፃኢ ወለዶ ንምርካብ ራእይና እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቱሪዝም "ሓድሽ ሞተር ኢኮኖሚ" ብዝብል ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት…

ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያን ቻይናን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያን ቻይናን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ብምክትል ቀደማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ሀንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን መክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢኮፐኖሚያዊ ዝምድና፣ ሰላምን ድሕንነትን ከምኡ ‘ውን ዞባዊ ርግኣት…

ንዞባዊ ፀገማት ብቕልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ድልዱል ትካል ተሃኒፁ – ጄነራል ይመር መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ተለዋዋጢነት ባህሪ ኩናት ብምርዳእ ንህልው ዞባዊ ፀገማት ብቕልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ጥንኹር ትካል ተሃኒፁ ኢሎም ዋና ሓላፊ መምርሒ ክፍሊ ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ጄነራል ይመር መኮነን። ዓመታዊ ጉባኤ ሃገራዊ ድሕነት…