ህዝቢ ዝሃበና ባዶ ቼክ እዩ፤ ብተኣማንነት ምግልጋል ሓላፍነትና እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ህዝቢ ዝሃበና ባዶ ቼክ እዩ፤ ብተኣማንነት ምግልጋል ሓላፍነትና እዩ ኢሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘመን ስራሕ መበል 30 ሰሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፣ 7ይ…