ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳልሳይ ኣኼባ ብየዳ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሳልሳይ ኣኼባ ፌዴሬሽን ዓመታዊን ዓለም ለኸን ብየዳ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)÷ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ብየዳ ኣፍሪካ መሐመድ ኣብደል-ኣሊም (ፕ/ር)ን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽቶ ብልፅግና ንምዕዋትን ትካላት ለይቲን ቀትሪን ክተግሁ ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ሽቶ ብልፅግና ንምዕዋትን ዓመታዊ ትልሚታት ንምዕዋት ትካላት ለይቲን ቀትሪን ክተግሁ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣተሓሳሲቦም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ቐንዲ ቐንዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዳ ወፃኢ ምስ ጂዲፒ ዘለዎ ቁጠባዊ ናብ 13 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓድሽ ኣሰራርሓ ሸርፊ ወፃኢ ምዝርግሑ ናብ ወፃኢ ዝልኣኽ ሸርፊ ወፃኢ ንኽውስኽ ብምግባር ሃገርና ዕቑር ሸርፊ ወፃኢ ኽውስኽ ምኽኣሉ ተገሊፁ። ሎሚ ንግሆ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገምጋም ኣፈፃፅማ ዝሓለፉ ትሽዓት ኣዋርሕ ምክያድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪ ዝተፈላለዩ ሹመት ሂቦም mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት፦ 1.ኣይተ ያሲን ኣብዱላሂ :- ቢሮ ሓላፊ እቶት እቲ ክልል ወይዘሮ ነባት መሓመድ :- ምክትል ቢሮ ሓላፊ እቶት እቲ ክልል ዶ/ር ኣብዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀረ-ደባይ ውግእ ብዓወት ንምዝዛም ስትራቴጂያዊን ነቲ ዓውዲ ዝረድእን ኣመራርሓ ምህናፅ ይግባእ- ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘይስሩዕ ኩናትን ፀረ-ደባይን ንምኽያድ ስትራቴጂካዊን ነቲ ዓውዲ ዝረድእን ኣመራርሓ ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ኣዛዚ እዚ ኮማንደርን ኣየር ወለድን ሌ/ጄ ሹማ አብደታ ኣገንዚኖም፡፡ ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ ኣብ ኮሌጅ ምክልኻል ዋር ሳልሳይ ዙር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብምትጋህን ብምልፋዕናን ዝረኣይን ዝጭበጥን ውፅኢት ኣመዝጊብና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ዓወታት ከይተዘናጋዕና ንልዑል ውፅኢት ክንተግህ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣባላት ካቢኔን ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ይካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ-ግብሪ ትሩፋት ሌማት ንዜጋታት ካብ ሸማታይነት ናብ ኣፍራይነት እናሰጋገረ እዩ – ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ-ግብሪ ትሩፋት ሌማት ንዜጋታት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንክረኽቡ ካብ ሸማታይነት ናብ ኣፍራይነት ንክሰጋገሩ እናገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር÷መርሃ-ግብሪ ትሩፋት ሌማት ካብ ከተማ ክሳብ ገፀር ዝነብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ልምዓት ናይ ኩሉ ርብርብ ስለዝሓትት ኣብ ምልዕዓል ግንዛበ ህዝቢ ጠመተ ክግበር ይግባእ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ልምዓትን ኩለመዳያዊ ዕብየትን ምርግጋፅ ዝክኣል ቀፃሊነት ዘለዎ ልምዓት ተሳትፎ ህዝቢ ብምዃኑ ሃገራዊ ትሚታትን መባፅሕ ሽቶታትን ግንዛበ ምሃብ ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ጠመተ ክገብር ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን አትሌታት መፃረይ ሻምፒዮና ዓለም ኣብ ስፔን ክካየድ እዩ mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 10 ሺሕ ሜትር ኢትዮጵያ ኣብ አትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ንምውካል ኣብ ስፔን ማላጋ መፃረይ ውድድር ከምዝካየድ ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን አትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ኮማንደር ስለሺ ስህን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ዓወታት ከይኣዘናግዑና ናብ ዝለዓለ ብራኸ ከለዓዕሉና ይግባእ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ ተጀሚሩ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ከምዝበልዎ÷ ኣብቲ ገምጋም “ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ…