Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣኼባ ከተማታት ፌደሬሽን ዓለም ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ኣባል ዝኾነትሉ ኣብ ከተማታት ፌደሬሽን ዓለም 2025 ዓ.ም.ፈ ዓመታዊ ኣኼባ ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ኣኼባ እናተኻየደ ዝርከብ ኣብ ቻይና ሆንግ ኮንግ ከተማ እዩ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ፣ ሓላፊት…

ኣይተ ኣረጋ ከበደ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት:- 1.ሓገዚ ኮሚሸነር ኣበበ ውቤ፤ ምክትል ሓላፊ ኮሚሽነር ዘፈር ምክልኻል ገበን ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል 2.ሓገዚ ኮሚሽነር…

ልዕሊ 10 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2017/18 ዓ.ም ዘበን ፍርያት እታዎት ዝኸውን ልዕሊ 10 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ምጉዕዓዙ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ንፍርያት እቲ ዘበን 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ወይ ድማ…

ከተማ ሃረር ኣባል ፌደሬሽን ከተማታት ቱሪዝም ዓለም ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከተማ ሃረር ኣባል ፌደሬሽን ከተማታ ቱሪዝም ዓለም ንምዃን ዘቕረበቶ ሕጊ ኣብ ሆንግ ኮንግ ዝተኻየደ÷ ኣኼባ እቲ ፌዴሬሽን ተቐባሊነት ምርካባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ…

ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ህፁፅ ኣኼባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 24 ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ህፁፅ ኣኼባ ሎሚ ኣብ መቀመጢ ዋና እቲ ሕብረት ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሐሙድ ዓሊ ዩሱፍ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)፣…

ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክገብራ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቦርሲያ ዶርትሙንድ ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣስቶንቪላ ምስ ፒኤስጂ ክገጥማ እየን፡፡ ኣብ ፈላማይ ፀወታ 4 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ክተስፍሕ…

ስትራቴጂክ ትልሚ ሕርሻ ፀጋ እቲ ካባቢ ማእኸል ዝገበረ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ የኽእል ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዝያዊ ምምሕዳር ዘዳለዎ ስትራቴጂክ ትልሚን ሕርሻ ÷ማይን ፀጋ እቲ ከባቢን ማእኸል ዝገበረ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋጥ ከምዘኽል ተገሊፁ፡፡ ልምዓት ገፀርን ልምዓት ፖሊሲን ኣብ ዘጣየሾ ቢሮ ምስ…

ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጅቡቲ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ካሚል ኦማር ተዛትዮም፡፡ ኣምባሳደር ብርሃኑ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ስራሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮ-ጅቡቲ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ…

ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ኣብ ዝተትሓዘሎም ትልሚ ይውገኑ ኣለው – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ዝተመሓየሸ ኣፈፃፀም እናዝገቡ ምዃኖም ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣብ ክልል ትግራይ ካልኣይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ብትሑት እቶት ዝመሓደሩ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ልምዓታዊ ከተማ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ተጀሚሩ፡፡ መንግስቱ ፌዴራል ዝመደቦ ልዕሊ 670 ሚሊየን ብር በጀት ናብ ተግባር ዝኣተወ እቲ ፕሮግራም…