ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ኢንዱስትሪ ኦሙኔሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ግሩፕን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኦሙኔሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሆሚቾ ዑደት ገይረን፡፡
ኣብ ዑደተን ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ዝተጀመሩ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓታት ተዘዋዊረን…