Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዘመዝገበቶ ዕብየት ኢኮኖሚ ንካልኦት መርኣያ ምዃን ከምትኽእል ፓኪስታን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዲ/ር) ምስ ፍሉይ ኣማኻሪ ርክብ ወፃኢ ቀዳማይ ሚስትር ፓኪስታን ሰይድ ታሪቅ ፋጢሚ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ኣብተን ሃገራት ሰላም፣ ምዕባለን ዘላቂ ልምዓትን ሓበራዊ ሸቶታት ንምስካዕ በዓል…

ክልቲኣዊ ዘተ ኣሜሪካን ሩሲያን ኣብ ኢስታንቡል ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ዙር ክልቲኣዊ ዘተ ኣሜሪካን ሩሲያን ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኣሜሪካ ኣሌክሳንደር ዳርኪቭን ምክትል ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳት ወፃኢ ኣብ ኣሜሪካ ሶናታ ኮልተርን ዝተመርሑ ጉጅለ ልኡኽ ኽልቲአን ሃገራት…

ንልምዓት ኮሪደር ከተማ ጋምቤላ ኢትዮጵያዊያን ደገፍ ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ንልምዓት ኮሪደር ከተማ ጋምቤላ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ምትእኽኻብ እቶት÷ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣለሚቱ ኡሞድ ኣብዝተረኸባሉ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ፈላማይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር እናተሳለጠ እንትኾን÷ ኣብቲ…

ንተቀምቲ ቴሌግራም ዝተመሓላለፈ ናይ መጠንቀቕታ መልእኽቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣጠቃቕማ ኢንተርኔት በቢ መዓልቱ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ኣብዚ ዘበን፣ ምስዙይ ተተሓሒዙ ዝመፁ ስግኣታት እናተስፋሕፍሑ እዮም፡፡ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ደሕንነትን ኣብ ቀረባ እዋን ብዙሓት ሓደገኛ ኣድራሻታት ኢንተርኔት( URLs) መርሚሩ፣…

ኣብ ክልል ኣምሓራ መድረኽ ዘተ ዝምልከቶም ኣካላት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ስራሕቲ መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ የሳልጥ አሎ፡፡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ወረዳ ምትእኽኻብ ኣጀንዳን ሓፈሻዊ ወኪላትን እቲ ኣኼባ ዘተ ናይ ምምራፅ ስራሕ 1 መጋቢት 2017 ዓ.ም ምዝዛሙ ይፍለጥ፡፡…

ሰብ ሃፍቲ ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት መዋእለ ንዋዮም ፈሰስ ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርክ ኣደም መሓመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታትን ምስ ዝተዋፈሩ ተወከልቲን ሰብ ሃፍቲን ኩባንያታት ቱርክ ዘትዮም፡፡…

ኣብ ቀፃሊ ግዘታት ህዝቢ ትግራይ ናብ ልምዓትን ድልየት ለውጥን ዘዕውቱ ተግባራት ክስርሑ እዮም- ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቀፃሊ ግዘታት ህዝቢ ትግራይ ናብ ልምዓትን ድልየት ለውጥን ዘዕውቱ ተግባራት ከምዝካየዱ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም፡፡ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…

ኢትዮጵያን ብራዚልን ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ምክያድ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ኣብ ብራዚል ከተማ ሳኦፖሎ ምክያድ ከምዝጀመራ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልዑልሰገድ ታደሰ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚልን ዳሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ኣንቶኒዮ…

ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ሰብሞያታት ምምዝጋብ ይኹን ሞያዊ ብቕዓት መረጋገፂ ምሃብ ኣይኽእልን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ÷ ንጋዜጠኛታት ወይ ድማ ንሰብ ሞያታት ሚዲያ ናይ ምምዝጋብ ይኹን ሞያዊ ብቕዓት መረጋገፂ ናይ ምሃብ ተግባር ይኹን ሓለፍነት ከምዘይብሉ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣገንዚቡ፡፡ እቲ በዓል መዚ ኣብ…

መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ኣበርኪቶም፡፡ መሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ብፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣…