ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ንስራሕቲ ልምዓት ቱሪዝም ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ኒኢዱ mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ መዳረግቲ ኢኮ-ቱሪዝም ንምስፋሕ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ዝንኣዱ እዮ ኢሉ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዱባይ ሕቡራት ኤማሬት ዓረብ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ መንግስታት ዓለም ጎና ጎኒ ምስ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወንጌል ኣመንቲ ንሃገራዊ ሰላምን ዕብየት ክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ወንጌል ኣመንቲ ንሃገራዊ ሰላምን ዕብየት ክተሓባበሩ ይግባእ ኢሉ፡፡ ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ 5ይ ስሩዕ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ።…
ቢዝነስ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርቂ በጀት ዓመት 52 ነጥቢ 26 ቢሊየን ብር ኣኪቡ mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳሞት ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት ካብ መሸጣ ኢነርጂንን ዝተፈላለዩ እቶትን 52 ነጥቢ 26 ቢሊየን ብር ኣኪበ ኢሉ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግልጋሎት ጌቱ ገረመው (ኢ/ር) ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፋሕድ ይትቲ ኣሎ mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተዓጢቆም ዝንቀሳቀሱ ዝነበሩ መገዲ ሰላም መሪፆም ዝተመልሱ ኣመራርሓን ኣባላትን ትካል ህዝባዊ ኣምሓራ ፋኖ (አፋሕድ) ይዛተ ኣሎ፡፡ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ…
ቢዝነስ ከይዲ ፍርያት መዓድን ሓለዋ ከባቢ ብዘኽብር ኣገባብ ክኻየድ ይስራሕ ኣሎ – ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከይዲ ፍርያት መዓድን ሓለዋ ከባቢን ተረባሕነት ነበርቲን ብዘኽብር ኣገባብ ክኻየድ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፡፡ ካብ 12 ሃገራት ተወከልቲ ዓውዲ መዓድንን ተዋሳእቲ ዓውዲ መዓድን ኢትዮጵያ…
ስፓርት ዕድመ ቁፅሪ ዝገበሮ ኮኾብ ሮናልዶ… mizan mekonen Feb 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 5 ግዜ ተዓዋቲ ባሎንዶር ዝኾነ ኮኾብ ክርስትያኖ ሮናልዶ ክብረ ወሰን እናወሰደ ሕዚውን ፀወታኡ ይቕፅል ኣሎ። ብዙሕ ውልቃዊ ዓወታት እንተሃለዎ ንናይ ገዛእ ርእሱ ዓወት ፈፂሙ ዘይርሳዕ ኩሉ ግዜ ንኻልእ ዓወት ዝፅዕርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ኣባይቲ መምህራን ኣጀሚረን mizan mekonen Feb 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ንመምህራን ዝኸውን ህንፃ ኣባይቲ ህንፀት ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ነበርቲ ብዘላቒ መንገዲ ንምፍታሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌደራል ፖሊስ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ቀይሩ mizan mekonen Feb 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ቀይሩ። ሓላፊ ዋና መምርሒ ሎጂስቲክስ ፖሊስ ፌደራል ሓጋዚ ኮሚሽነር እሸቱ ፊጣ፤ ንልዕሊ 50 ዓመታት ኣብ ግልጋሎት ዝፀንሐ ናይ ፌደራል ፖሊስ ሰሌዳ ተሸከርካሪ ዝተዘበራረቐን ንፁር ዘይኮነን ከምኡ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኒውካስል … mizan mekonen Feb 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ካራባኦ ካፕ ፍርቂ ፍፃመ ፀዋታ ማንቼስተር ሲቲን ኒውካስል ዩናይትድን ፀወታ መልሲ ከካይዳ እየን፡፡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ናብ ሴንት ጀምስ ፓርክ ኣቕናዓ 2ብ 0 ዝተዓወተት ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ዌምብሌይ ኣቭ ዝካየድ ፀወታ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋይዳ መለለዩ መንነት ብ”PDF” ኣውሪዶም ናይ ምሓዝ ኣማራፂ ንግዚኡ ዝተቋሪፀሉ ምኽንያታት… mizan mekonen Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋይዳ መለለዩ መንነት ብ"PDF" ኣውሪዶም ናይ ምሓዝ ኣማራፂ ንግዚኡ ተቋሪፁ ኢሉ ብሄራዊ ፕሮግራም መንነት፡፡ ፋይዳ መለለዩ መንነት ብPDF" ኣውሪዱ ናይ ምሓዝ ኣማራፂ ንግዚኡ ዝተቋረፀሉ ምኽንያት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፡- 1.…