ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ንኣፍሪካ 23 ቢሊየን ዩሮ ኢንቨስትመን ዕላዊ ገይሮም mizan mekonen May 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ተግባራዊ ዝኾን 23 ቢሊየን ዩሮ ኢንቨስትመንት ዕላዊ ገይሮም። እቶም ፕሬዚዳንት ልዕሊ 30 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፍዎ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ፓኬጅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሊሙ ገነት ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ መሶብ ተጀሚሩ mizan mekonen May 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ ሊሙ ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ መሶብ ተጀሚሩ፡፡ ኣብ እዋን ምጅማር እቲ ኣገልግሎት ሓላፊ ፖለቲካ ዘፈር ጨንፈር ክልል ኦሮሚያ ፓርቲ ብልፅግና ነመራ ቡሊ ከምዝበልዎ፤ ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ መሶብ ናብ ወረዳታትን ኣብ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፍሉ መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ውድድር ሻምፒዮና mizan mekonen May 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፍሉ መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ሎሚ ውድድር ሻምፒዮና ክጅምር እዩ። መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትማሊ ምሸት ብዓብዩ ስነ ስርዓት ብዕሊ ምኽፋቱ ይዝከር። ኣብ ፈላመይቲ ዕለት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናይሮቢ ኣትዩም mizan mekonen May 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ንጉሆ ናብ ናይሮቢ ኬንያ ኣትዮም። ብመሰረት ፀብፃብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፆ፤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ፎርዋርድ ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ናይሮቢ ኬንያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልቲኣዊ ዘተ ኣካይደን mizan mekonen May 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልተኣዊ ዝምድናአን ዝያዳ ንምጥንኻር ዘኽእል ዘተ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣካይደን። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝምራሕን ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ግርማ ብሩ፣ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ቁልዕነት ንዓለም ለኸ ተሞክሮ ዝኸውን ስራሕ ተካይዱ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen May 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ቁልዕነት ንዓለም ለኸ ተሞክሮ ዝኸውን ስራሕ ተሰሪሑ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸብሉ መርሃ ግብሪ ምጅማር ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጅቡቲን መሰረት ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ክኸውን ይምነ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen May 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጅቡቲን መሰረት ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ክኸውን ይምነ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ስነ-ስርዓት በዓለ ሲመት ዝምረፁ ፕሬዝደንት ጅቡቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራውን ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ተዛትዮም mizan mekonen May 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራውን ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ሊ ጁን ሁዋን ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘካየድዎ ዘተ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምትግባር ንምቅልጣፍን ዘጋጠሙ ብድሆታት ብሓባር ንምፍታሕን ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩስያ መበል 81 ዓመት ዓወት በዓላ ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ ሞስኮ ተኽብር ኣላ mizan mekonen May 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩስያ ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ኣብ ልዕሊ ናዚ ጀርመን ዓወት ዘመዝገበትሉ መበል 81 ዓመት ዓወት በዓላ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓት ተኽብር ኣላ። እቲ በዓል ኣብ ዋና ከተማ ሞስኮ ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ ብዝተፈላለዩ ወታደራዊ ምርኢታት…
ስፓርት ኣብ መበል 24 ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ፅባሕ ናብቲ ቦታ ከቕንዑ እዮም mizan mekonen May 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 24 ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ አትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብቲ ቦታ ከቕንዑ እዮም፡፡ እዚ ውድድር ኣብ ርእሰ ከተማ ጋና ኣክራ ካብ 4 ክሳብ 9 ግንቦት 2018 ዓ.ም.ፈ ክካየድ እዩ። ትማሊ…