Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቬንዙዌላ ብሰንኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 164 ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ቬንዙዌላ ዘጋጠመ ተኸታታሊ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 164 ምብፅሑ ግዝያዊ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዴልሲ ሮድሪጌዝ ኣፍሊጦም። ኣብ ርእሰ ከተማ ካራካስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ደቒቕ ኣፈላላይ ዝበፅሐ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ…

ፅዋዕ ዓለም ምድብ 3ይ ሎሚ እውን ቀፂሎም ከካይዱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዝካየድ ዘሎ ፀወታታት ምድብ 3ይ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ እውን ክቕፅል እዩ። ምሸት ሰዓት 5 ኣቐዲማ መሕላፋ ዝፈለጠት ጀርመን ምስ ኢኳዶር ግጥምኣ ከተካይድ ኢያ። ኣብ ክልቲኡ ናይ ምድብ…

ፓርቲ ብልፅግና ንህዝቢ ዝኣተዎ ቃል ንምፍፃም ቆራፅ እዩ – ኣቶ ፍቃዱ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብልፅግና ትካላት ፌዴራል ንጥፈታት 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ናይ መዛዘሚ መድረኽ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ መደረ ዘስምዑ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅናን ሓላፊ ዘፈር ውዳበን ፍቃዱ ተሰማ ከም ዝበልዎ፤ ኣብቲ መረፃ እቲ ፓርቲ ዘቐመጦም…

ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ምፍራይ መዓር ዝጭበጥ ውፅኢት የመዝግብ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍራይ መዓር ዝጭበጥ ውፅኢት ይርከብ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ መርሃ ግብሪ…

ኢትዮጵያን ኒውዚላንድን ክልተኣዊ ስምምዕ ተበፃሕነት ዕድል ዕዳጋ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ምስ ኒውዚላንድ ኣብ ክልተኣዊ ስምምዕነት ፕሮቶኮል ዕድል ዕደጋ ተፈራሪመን። ኣብ ጄኔባ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ንግዲ ዓለም ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ምፍርራም ኢትዮጵያ ትካል ንግዲ ዓለም ኣባል ንምዃን እትገብሮ…

ዕላማ ኢትዮጵያ ንምብፃሕ ወይ ንምስዓብ ዘይኮነስ ንምምራሕ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዕላማ ኢትዮጵያ ንምብፃሕ ወይ ንምስዓብ ዘይኮነስ ንምምራሕ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ “ካብ ለውጢ ናብ ዘላቒ ስግግር” ብዝብል መሪሕ ሐሳብ “ኢትዮጵያ ክትገብሮ እያ” ብዝብል ኣርእስቲ ሃገራዊ ጉባኤ ተኻይዱ።…

ሃገር ምህናፅ ኣብ ሓደ ወለዶ ጥራሕ ደው ዝብል ኣይኮነን – ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሃገር ምህናፅ ኣብ ሓደ ወለዶ ዝተሓፀረ ዘይኮነስ ንኹላትና ናይ ሓባርን ቀፃልን ዘለዎ ስራሕ እዩ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ “ካብ ለውጢ ናብ ዘላቒ ስግግር” ብዝብል…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ32 ዲፕሎማሲ ቀፃልነት ዘረጋግፅ ስራሕ ክትውግ ኢያ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኮፕ32 ዲፕሎማሲ ቀፃልነት ዘረጋግፅ ስራሕ ክትውግን ኢያ ኢሎም፡፡ ቻተም ሃውስ ዝተሰነየ ዓለም ለኸ ትካል “ኣብ ዝተኸፋፈለ ጂኦ-ፖለቲካዊ ኩነታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ዝተዋደደ ዲጂታል ኣገልግሎት መተግበሪ መሪቆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ኣብ ሓደ መድረኽ ዘጣመረን ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝተዋደደ ዲጂታላዊ ኣገልግሎት መተግበሪ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

ኣብ ክልል ትግራይ ነጊሱ ዘሎ ህውከት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ኣኽራሪ ጉጅለ ነበር ህወሓት ዘስዓቦ ህውከት ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ስግኣት ፀጥታ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ኢሎም ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ነበር ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣታኽልቲ ሃ/ስላሴ። ኣታኽልቲ ሃ/ስላሴ ምስ ፋና…