Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣፍሪካን ዩናይትድ ኪንግደምን ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ንምጥንኻር ተሰማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ሚኒስትር ኮመንዌልዝ፣ ልምዓትን ጉዳያት ወፃእን ዩናይትድ ኪንግደም ኩፐር ኢቬት ተዛትዮም። ኣብ ዘትኦም ክልቲኦም ወገናት ኣብ መንጎ ሕብረት ኣፍሪካን ዩናይትድ ኪንግደምን ዘሎ…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ቀረብ ሓይሊ ውሑስ ንምግባር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓርክ ኢንዳስትሪ ኣዳማ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብዝበለፀ ውሑስ ንምግባር ዘኽእል ዝርገሐ መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተካይዱ ኢሉ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቅድሚ ሕዚ ካብ ሓይሊ ጣቢያ መከፋፈሊ ኣዋሸ…

ግደ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ምርግጋእ ዕዳጋን ምንካይ ዋጋ መነባብሮን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ምርግጋእ ዕዳጋን ምንካይ ዋጋ መነባብሮን ብምንፅር ምንካይ ልዑል እጃም ኣለዎ ኢሎም ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር ሕብረት ስራሕ ኢትዮጵያ ኣይተ ጌትነት ታደሰ፡፡ “ሕብረት ስራሕ ካብ ፍርያት ክሳብ ዕዳጋ፣ ካብ ኣፍረይቲ…

ሸበሌ ሪዞርት ዘመናዊ ስነ ህንፃ ​​ምስ ባህላዊ ክብርታት ክልል ሶማል ኣዋሃሂዱ ዝሓዘ ማህደር ታሪክ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዘናግዒ ቦታ ጥራሕ ዘይኮነስ ዘመናዊ ስነ ህንፃ ምስ ባህላዊ ክብርታት ክልል ሶማሌ ኣዋሃሂዱ ዝሓዘ ማህደር ታሪክ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ሪዞርት ሸበሌ ሎሚ ብዕሊ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ገበታ ንወለዶ ቀንዲ ፕሮጀክት ዝኾነ ሸበሌ ሪዞርት ሎሚ ብዕሊ ተመሪቑ። ኣብ 385 ሄክታር መሬት ዝተዘርግሐ ሪዞርት፣ ኣብ ሓደ እዋን ክሳብ 400 ኣጋይሽ ምትእንጋድ ዝኽእል ሰለስተ ቤት ብልዒ፣  ፍሉይ ማእከል ባህሊ፣ ዘመናዊ ኣዳራሻት ክብረ በዓልን…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፍርያት ሕርሻ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፍርያት ሕርሻ 2 ቢሊየን ዶላር እቶት ተረኺቡ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ የሳልጥ ኣሎ፡፡…

ህይወት ብዙሓት ሰባት ዘስእን ዘሎ ሓደጋ ትራፊክ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓደጋ ትራፊክ ኣብ ዓመት ህይወት ልዕሊ 3 ሽሕ ሰባት ኣስኢኑ አሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ይኽበር ኣሎ። ሚኒስትር ዲኤታ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንፕሬዚደንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑማር ጊሌን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓሙድን ኣቀባብላ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንፕሬዚደንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑማር ጊሌን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓሙድን ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቶም መራሕቲ ኣቀባብላ ዝገበሩ ሎሚ ንጉሆ ኣብ…

መበል 17 ከተማ ለኸ ባህላዊ ፈስቲቫል ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 17 ከተማ ለኸ ባህላዊ ፈስቲቫል “ባህልን ፈጠራውን ሞዛይክ ኣዲስ ኣበባ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኢግዚብሽን ማእኸል ምስላጥ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን…

ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 90 ዓመት ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ። እቲ ክብረ በዓል ንምዕዋት እጃሞም ንዘወፈዩ ኣባላት ሰራዊት ሓይሊ ኣየርን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፍሉይ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ፡፡…