Fana: At a Speed of Life!

በዓል መስቀል ደመራ ብድምቀት ንኽኽበር ምድላው ተገይሩ – ሌ/ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መስቀል ደመራ ብድምቀት ንኽኽበር ብቑዕ ምድላው ኢሉ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ሌተናል ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮ። ቤት ፅሕፈት ሰላምን ፀጥታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ፣ ቤት ፅሕፈት…

በዓላት ኣደባባይ ንብራኸ ዓውዲ ቱሪዝምን ንምርግጋፅ ዘላቒ ዕቤትን

ኣዲስ ኣበባ፣12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብዙሕ ዘርፍታት ዝሓቖፈ ኣንፈት ልምዓት እናተኸተለት እትርከብ፤ ቅድሚ ለውጢ ብዙሕ ትኹረት ዘይተዋህቦ ዝነበረ ዓውዲ ቱሪዝም እቲ ሓደ ካብ ዓንዲታት ዕቤታ ብምግባር ዓበይቲ ዓወታት ክትምዝግብ ክኢላ። ኣብ ብራኸ ዝርከብ ዓውዲ ቱሪዝም፣…

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ኣሌክሳንደር ስተብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ኣሌክሳንደር ስተብ ተዛቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፣ እቲ ዝተኻየደ ዘተ ኣብ ክልተኣዊ ሓባራዊ ረብሓታት፣ ዞባዊ ጉዳያትን በዓል ብዙሕ ወገን…

ዓውዲ ማዕድን፡ ሓዱሽ ዓንዲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ መደመር፣ ሃገራዊ ዕቤት ቁጠባ ንምቅልጣፍ ካብ ዝሓንፀፆም ሓሙሽተ ቀንዲ ዓንዲታት ዕቤት ኢኮኖሚ ሃገር፣ ዓውዲ ማዕድን ሓደን ኣገዳሲን ኣንፈት ትኹረት እዩ። ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ መሬታ ብዙሓት ክቡራት ማዕድናት ዝሓዘት ሃገር እኳ…

ግራኒት ዣካ ካብ ሃገራዊ ጋንታ ስዊዘርላንድ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምበል ሃገራዊ ጋንታ ስዊዘርላንድ ግራኒት ዣካ ካብ ሃገራዊ ጋንታ ተኣጊዱ። ግራኒት ዣካ ኣብ 2022 ኣብ ኣርሰናል ተፃዋታይ ኣብ ዝነበሮ እዋን ክትባት ከይወሰደ ብሓሶት ናይ ኮቪድ ሰርቲፍኬት ወሲዱ ብዝብል ከምዝተጠርጠረ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ።…

በዓል መዚ መራኸብቲሓፋሽ ኢትዮጵያ ንቴሌቪዥን ትግራይ ኣጊዱ

 ኣዲስ ኣበባ፣11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቴሌቪዥን ትግራይ ሃገራዊ ረብሓ ኣብ ሓደጋ ዝኣቱ ከምኡውን ናብ ጎንፂ ዘእትው መልእክታት ብተኸታታሊ ብምምሕልላፉ እገዳ ተነቢሩሉ ኣሎ ኢሉ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ። ቴሌቪዥን ትግራይ (Tigray TV) ምእጋዱ ዝምልከት ካብ በዓል…

ልዕልና ኢትዮጵያ፡ ብመንግስቲ መደመር ዝተመዝገቡ ዓወትታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓመታት ብፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊ ዓውድታትን ዝተረአየ ስግግር ጉዕዞ ቀንዲ ፍልስፍና መደመር ዝተቃነየ እዩ። መንግስቲ መደመር ነቲ ዝሓለፈ ኣወንታዊ ክብርታት ብምቕፃል፣ ጌጋታት ብምእራምን ናይ ፅባሕ…

ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ስርናይ ዘርአየቶ ዕብየት ንሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ስርናይ ኣብ ሓፂር እዋን ዘመዝገበቶ ውፅኢት ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዓብዪ ኣብነት ምዃኑ ተሓቢሩ። ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ትራንስፎርሜሽን ስርናይ ንምቕልጣፍ፣ ቴክኖሎጂታት ንምስፍሕፋሕን ሃገራዊ…

ደቡብ ሱዳን ኣብ ሩባ ናይል ግድብ ሃይድሮ ኤሌክትሪክ ክትሃንፅ እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ሱዳን ኣብ ሩባ ናይል 1 ሽሕን 800 ሜጋ ዋት ሓይሊ ከፍሪ ዝኽእል ግድብ ሃይድሮ ኤሌክትሪክ ንምህናፅ ምድላዋ ዛዚማ። እቲ ግድብ ኣብ ደቡብ ሱዳን ግዝኣት ምብራቕ ኢኳቶሪያ ምስ ዶብ ኡጋንዳ ኣብ ጥቓ ከተማ ኒሙሌ ኣብ ዘሎ ወሓዚ ፉላ…

ብሬንትፎርድ ምስ ቼልሲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 5ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ብሬንትፎርድ ምስ ቼልሲ ዝገብርዎ ፀወታ ትፅቢት ይግበር። ፀወታ ክልቲኤን ጋንታታት ምሸት 4 ሰዓት ኣብ ጂቴክ ኮሙኒቲ ስታዲየም ክካየድ እዩ። ቼልሲ ኣብቲ ሊግ ካብ ዝገበረቶም 4…