Fana: At a Speed of Life!

ብመንግስቲ ፓኪስታን ምስናጋና ዝቐረበሎም ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ርክብ ፓኪስታንን ኢትዮጵያን ንምጥንኻር ብዝገበርዎ ኣበርክቶ ብመንግስቲ ፓኪስታን ምስጋና ቀሪቡሎም። ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚ ፕሬዚዳንት…

ኣብ ህንፀት ቦታ መወፃፅኢ ዝበፅሐ ሓደጋ ምድርማስ መንግስቲ ሓዘኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ምምሕዳር ከተማ ኣረርቲ ኣብ ዝርከብ ቤተክርስትያን ኣረርቲ ማርያም ብዘጋጠመ ሓደጋ ምፍራስ ቦታ ህንፀት ህይወት ብዙሓት ሰባት ሓሊፉ። ግልጋሎት ኮምዩኒኬሽን መንግስቲ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ን ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ኣትዮም። ኣብቲ ዑደቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስትን ሓላፊ ማእኸል…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣረጋውያን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ኣረጋውያን ኣብ ዓለም ንመበል 35 ግዜን ኣብ ሃገርና ድማ ንመበል 34 ግዜን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብርታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል "ድሕነት ኣረጋውያን ናይ ምሕላው ሓላፍነትና ንዋፃእ" ብዝብል መሪሕ ሓሰብ እናተኸበረ ይርከብ።…

ዝሓሸ ምህርቲ ዝህቡ ዓይነታት ስርናይ ንምምዕባል ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ዝሓሸ ምህርቲ ዘምፅኡ ዓይነታት ስርናይ ንምምዕባል ይሰራሕ ኣሎ ኢሉ። ማእከል ምርምር ሕርሻ ቁሉምሳ ኣብቲ ኢንስቲትዩት ካብ ኣውስትራልያ ብዝመፁ ክኢላታት ዑደት ኣካይዶም። ዳይሬክተር…

ካብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ጋዜጣዊ መግለፂ

ኮሚቴ ፖሊሲ ገንዘብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ 15 መስከረም 2018 ዓ.ም ራብዓይ ኣኼባኡ ኣካይዱ። እቲ ኮሚቴ ፤ ኣብ ዝቕባበ ዋጋታት ኢትዮጵያ ፣ ፊስካል፣ ወፃኢ ኢኮኖሚ፣ ቀረብ ገንዘብን ፋይናንሳዊ ኣንፈታት፣ ሓፈሻዊ ቁጠባዊ ንጥፈታት፣ ከምኡ እውን ኣብ ውሽጣዊ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝረኣይ ዘሎ ዓለም…

ኣሰናል ንኒውካስልን ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ወሲዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 6ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣሰናል ንኒውካስል ኒውካስል ዩናይትድ 2 ን 1 ስዒራታ። ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ተቐይሩ ዝኣተወ ሚኬል ሜሪኖን ጋብሬል ማጋሌሽን ኣመዝጊቦምወን። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ…

2ይ ዙር ምስፍሕፋሕ ንግዲ ኢትዮ ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “ቀረብ ሎጂስቲክስ ንዞባዊ ምትእስሳር ንግዲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 2ይ ዋዕላ ምስፍሕፋሕ ንግዲ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡትን ምትሕብባር ሎጂስቲክስ ንምዕባይ ዝዓለመ እንትኾን፤ ምክትል ፕሬዚዳንት…

ኢትዮጵያዊት ፅጌ ካሕሳይ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያዊት ፅጌ ካሕሳይ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ዓውዲ መናእሰይ ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይቲ ብምዃን ዛዚማ፡፡ እቲ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ብኣሰናዳእነት ሩዋንዳ እናተካየደ ይርከብ፡፡ ኢትዮጵያዊት ፅጌ…

በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታውን ባህላውን ስነ-ስርዓት ብዓብዩ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ትማሊ በዓል መስቀል ብዓብዩ ድምቀትን ብስነ-ስርዓትን…