Fana: At a Speed of Life!

እቲ መረፃ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ንማንም ዘይስኮን ምዃኑ ዘርኣየ እዩ – ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ውድባት ፖለቲካ እቲ ክልል

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ንማንም ዘይስኮን ምዃኑ ኣርእዩ ኢሎም ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝንቀሳቀሱ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ውድባት ፖለቲካ፡፡ እቲ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ…

ከባቢ ቀጨኔ ንህዝቢ ኣገልግሎት ክህብ ብዘኽእል መልክዑ ለሚዑ ንግልጋሎት ክፍቲ ኮይኑ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከባቢ ቀጨኔ ንህዝቢ ኣገልግሎት ክህብ ብዘኽእል መልክዑ ለሚዑ ንግልጋሎት ክፍቲ ኮይኑ ኢለን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ሎሚ ኣብ ፅባሕ መዓልቲ መረፃ ኣብ ወሰን ሩባ እንጦጦ ቀጨኔ ንኣገልግሎት ዝህብን ብቀዳማይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ዕላዊ ስራሕ ፕሮጀክት መሊስካ ምልማዕን ልምዓት ወሰን ሩባን ካብ እንጦጦ ክሳብ ቀጨኔ መድሃኒኣለም ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዕላዊ ስራሕ ፕሮጀክት መሊስካ ምልማዕን ልምዓት ወሰን ሩባን ካብ እንጦጦ ክሳብ ቀጨኔ መድሃኒኣለም ኣጀሚሮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…

ኢትዮጵያውያን መሪፆም፤ ኢትዮጵያ ተዓዊታ!

ኢትዮጵያ ካብ ዜጋታታ ብዝደለይቶ ነገር ኣብ ዝደለየቶ ኩነታትን እትረክብ ሃገር እያ። ሃገሮም ዝሓተቶም ካብ ምሃብ ንድሕሪት ዘይብሉ ዜጋታታ ስለዘለዋ ብልዑል ኮሪዓ። ካብ ዓድዋ ክሳብ ግድብ ህዳሰ፣ ካብ ወገን ንወገን ምርድዳእ ክሳብ ሓምለዋይ ኣሰር ተሳትፎ ዜጋታታ ሓቲታ፣ ካብቲ ዝደለየቶ ንላዕሊ…

ህዝቢ ኢትዮጵያ ብኣንኣሽቱ ፕሮፖጋንዳ ክስኮን ኣይኽእልን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓትን መንግስትን እትፈልጥ ጥንታዊት ሃገር ኢትዮጵያ ህዝባ ብኣንኣሽቱ ፕሮፖጋንዳ ክስኮን ኣይኽእልን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድምፂ ኣብ ዝሃቡሉ እዋን፤…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ባህርዳር ተረኺቦም ድምፆም ሂቦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝርከብ ጣቢያ መረፃ ህዳሴ (02-1) ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ካብ ንግሆ ሰዓት 12:00…

ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ድምፂ ይህቡ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ልዕልና ሕጊ ናይ ምኽባር ተልእኾኦም ብተወሳኺ ናይ ምምራፅ ዲሞክራስያዊ መሰሎም ተጠቒሞም ኣባላት ፌዴራል ፖሊስ ድምፂ እናሃቡ ይርከቡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወረዳ 8 ክፍለ ከተማ ልደታ ኣብ ዝርከብ ወረዳ 8 ጀነራል ጃጋማ ኬሎ…

7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዕዉት ንኽዛዘም ተግባር ፀጥታን ደሕንነትን ሓበራዊ ግብረ ሓይሉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዕዉት ንኽዛዘም ተግባር ፀጥታን ደሕንነትን ሓበራዊ ግብረ ሓይሉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም፡፡ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕዉት…

ኢጋድ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ 26 ተዓዘብቲ መረፃ ኣዋፊሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት 26 ተዓዘብቲ መረፃ ኣዋፊረ ኢሉ። ዳይሬክተር ዘፈር ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ኮማንደር ኣበበ ሙሉነህ ከምዝበልዎ፤ ኣብ…