ኢትዮጵያ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዘለዋ ተመኩሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ንምክፋል ድልውቲ እያ – ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዘለዋ ተመኩሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ንምክፋል ድልውቲ እያ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስትዩትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)።
ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ላይቤሪያ ሳራ ቤይሶሎው…