Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ድሬዳዋ ኣገልግሎት ስራሕ መሶብ ሓደ ማእኸል ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንኣገልግሎት ማእኸል ድሬ-መሶብ ሓደ ማእኸል መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰን ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ከድር ጁሃር ሓዊሱ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ወላይታ ሶዶ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ ዝተሃነፀ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ሎሚ ተመሪቑ። ግልጋሎት መውሀቢ መሶብ ሓደ ማእከል ርእሰ ምምሕዳር ጥላሁን ከበደ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም፡፡ እቲ ማእኸል ኣብ ትሕቲ ሓደ ናሕሲ ኣርባዕተ…

ኦሊምፒክ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ጥቅምቲ ካልኣይ ኦሊምፒክ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ እቲ ውድድር…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ንድኹማት ዓቕሚ ዝሃነፆም መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብምምሕዳር ወንዶገነት ንድኹማት ዓቕሚ ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው ኣብ እዋን ምትሕልላፍ ኣባይቲ ከምዝበልዎ፤ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ካብ ትካላዊ…

ግድብ ህዳሰ ሕቡራት መንግስታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ልዑል ረብሓ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ግድብ ህዳሰ ሕቡራት መንግስታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ልዑል ረብሓ ኣለዎ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት መበል 80 ሓፈሻዊ ኣኼባ እናተሳተፉ ዘለው ፕሬዚዳንት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ደሴ ዙርያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 12 ሰባት ሓሊፉ። ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ወረዳ ኮማንደር መሓመድ ሰይድ ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፣ ሎሚ መበገሲኣ ካብ መካነ ሰላም ዝገበረት ናይ…

መበል 80 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 80 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ስነ ስርዓት መኽፈቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ንኢትዮጵያ ወኪሉ ይሳተፍ ኣሎ። ዋና ፅሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶንዮ ጉቴሬዝ ኣብቲ…

ኬንያ ኣብ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ወርቅን ብሩርን ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጃፓን ከተማ ቶክዮ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 20 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኬንያ ኣብ ውድድር 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ወርቅን ብሩርን መዳልያታት ተዓዊታ። ኢትዮጵያ በቲ ውድድር ብኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ መዲና ዒሳን ፋንታየ በላይነህን…

ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዘርኣዮ ደገፍ ንሃገራዊ ዕላማታት ልምዓት ተወፋይነት ዘርኢ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ንምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ዘርኣዮ ህዝባዊ ደገፍ፣ ኣብ ሃገራዊ ዕላማታት ልምዓት ዘለዎ ተወፋይነት ዘርእይ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር…

ፋና ላምሮት ብብዝሃ መልክዕ ብጥበብ ይግለፅ ኣሎ -ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው ፋና ላምሮት ብብሩህ ጥበብን መንፈስን ክእለትን ብብዝሃ መልክዕ ሃገርና ብጥበብ ትግለፅ ኣላ ኢሎም። ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ብብርቱዕ ንሕንሕ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር 5ይ ፋና ላምሮት ናይ…