Fana: At a Speed of Life!

ናውቲታት መረፃ ኣብ ኩሎም ክልላት መረፃ በፂሑ ኣሎ – ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ናውቲታት መረፃ ኣብ ኩለን ክልላት መረፃ ኢትዮጵያ በፂሑ ኢሉ። ኣካቢት ቦርድ መረፃ ሜላተወርቅ ሃይሉ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምድላዋትን ቀፃሊ ከይዲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ሂበን። እቲ መረፃ ኣብ ዝካየደሉ…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ሓድሽ መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ደቡባዊ ኢራን ኣብ ዝርከብ ቤዛት መዓስከራት ሚሳይላትን ጀላቡን ኢራን መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ፡፡ ማእከላይ እዚ ኣሜሪካ (ሴንትኮም) ከምዘፍለጦ፤ እቲ መጥቃዕቲ ኣብቲ ከባቢ ንዝርከቡ ወታደራት ኣሜሪካ ንምክልኻልን…

ነበርቲ ከተማና ብሓድነት ሃገር ናይ ምፅናዕ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ጎስጓስ መረፃ ፓርቲ ብልፅግና ሃገር ናይ ምጥንኻር መልእኽቲ ዘመሓላለፍሉ እዩ ኢለን ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፍኦ መልእኽቲ፤ እቲ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ…

ሰልፊ ደገፍ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ከተማ ኣርባምንጭ ፓርቲ ብልፅግና ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ሰልፊ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባና ዝተውፃእፅኡን ክፋላት ሕብረተሰብ ተረኺቦም። እቶም ነበርቲ ፓርቲ ብልፅግና ዝኣተዎ…

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጎስጓስ መረፃ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓርቲ ብልፅግና ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ናይ ጎስጓስ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ የካይድ ኣሎ። “ኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ደስታ ሌዳሞን ሓላፊ…

ንሃገር ዝሓሸ ይሰርሕ ንዝበልናዮ ፓርቲ ድምፂ ንምስማዕ ተዳሊና- መንእሰያት

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንሃገርን ህዝብን ዝሓሸ ይሰርሕ እዩ እንብሎ ፓርቲ ድምፅ ንምሃብ ተዳሊና ኢሎም መንእሰያት ከተማ ኣርባ ምንጭ፡፡ መንእሰይ ለምለም ተስፋይ ንሃገርን ህዝብን ብልምዓት ንቕድሚት ይሰጉም ንዝበሎ ፓርቲ ድምፂ ንምሃብ…

እቲ ረቂቕ ኣጀንዳ ንመዳርግቲ ኣካላት ምቕራብን ምዝታይን ንምንታይ ኣድለየ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ውሽጢ ሃገርን ወፃእን ኣጀንዳታት እናኣከበ ከምዝፀንሐ ዝዝኸር እዩ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ሃገርና ኢትዮጵያ ዝርከቡ ግዱሳት ኣካላት ኣብ ዘይተሰማምዑሉ ኣዝዮም መሰረታዊ ዝኾኑ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንመዓልቲ ኣፍሪካ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ኣፍሪካውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን እንዃዕ ንመዓልቲ ኣፍሪካ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ…

ሻምፒዮን ኣርሰናል ፅዋዕ እትረኽበሉ ዕለት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ድሕሪ 22 ዓመታት ሻምፕዮን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ዝኾነት ኣርሰናል ሎሚ ፅዋዕ ክትቅበል እያ። ኣብዚ ሊግ ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ካልኣይ ደረጃ ዝሓዘት ኣርሰናል ሎሚ ዓመት ሓንቲ ፀወታ ተሪፍዋ ሻምፕዮን ምዃና ኣረጋጊፃ።…

ፓርክታት ስራሕቲ ልምዓት ንኹሉ ዝሓቁፍ ንክኾኑ ዝሓዝናዮ ኣንፈት መርኣያ እዮ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ወሰን ሩባታትን መናፈሻታትን ስራሕቲ ልምዓትን ንኹሉ ዝሓቁፍ ንክኾን ዘለና ኣንፈት መርኣያ እዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ኣብ 18 ሄክታር ዝስፍሓቱ ፓርክን ወሰን…