ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ህፁፅ ሓፈሻዊ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ mizan mekonen Jul 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ 3ይ ዓመት 3ይ ህፁፅ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፈፃሚ ስራሕ ኣባላት ጉባኤ ዝብ ዝተረኸብሉ ይሳለጥ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ኣብቲ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሃረሪ ዝተሃንፁ ቤት ፅሕፈታት ፓርቲ ብልፅና ይምረቑ ኣለው mizan mekonen Jul 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ገጠርን ከተማን ዝተሃነፁ ቤት ፅሕፈታት ፓርቲ ብልፅግና ይምረቑ ኣለው። ኣይተ ኣደም ኣብቲ ክልል ሰለስተ ገጠርን ሽዱሽተ ወረዳታት ከተማን ዝተሃነፁ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ሓንቲ ኣውሮፕላን ውሱን መጉዳእቲ ኣጋጢምዋ mizan mekonen Jul 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ በረራ ቁፅሪ ET-298 ዝኾነት ኣውሮፕላን ትማሊ ኣብ መቐለ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ድሕሪ ምዕራፋ ካብ ደው መበሊኣ ብምንሽርታት ውሱን መጉዳእቲ ኣጋጢሙዋ፡፡ እቲ መንገዲ ኣየር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ እታ ኣውሮፕላን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለመዳያዊ ብልፅግና ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ተግባራት ተኻይዶም -ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል mizan mekonen Jul 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብልዑል ፀጋ ሉኣላዊነት ንምርግጋፅን ኩለመዳያዊ ዕብየትን ብልፅግናን ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ብዙሓት ተግባራት ተካይዶም ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል። ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብመንግስትን ፓርትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በረራ ኣቡ ዳቢ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ምስ ካልኦት ሃገራት ዓለም ንምትእስሳር ፃዕሩ ክጠናከር እዩ mizan mekonen Jul 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በረራ ኣቡ ዳቢ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ምስ ካልኦት ሃገራት ዓለም ንምትእስሳር ዝግበር ፃዕሪ ክጠናከር እዩ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ርእሰ ከተማ ኣቡ ዳቢ ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ መጅሊስ ምዝገባ መረፅቲ 13 ሓምለ ክዛዘም እዩ mizan mekonen Jul 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መረፃ መጅሊስ ምዝገባ መረፅቲ 13 ሓምለ 2017 ዓ.ም ክዛዘም እዩ፡፡ ፈፃሚ ቦርድ መረፃ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ዓብዱላዚዝ ኢብራሂም (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ "መረፃ ንሓያል ትካል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ድሬዳዋ ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣምፂኡ – ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jul 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ድሬዳዋ ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣምፂኡ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣመራሓ ምምሕዳር ክልልን ከተማን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰራዊት ምክልኻል 18 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen Jul 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክረምቲ ብኣባላት ሰራዊት 18 ሚሊየን ፈልሲታት ክትኸሉ እዮም ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዥር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ኣብ እዋን ክረምቲ ሰራዊት ምክልኻል መጀመሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ቅፅሪ ግቢ ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ክረምቲ ግልጋሎት ወለንታዊ 90 ሺሕ ዩኒት ደም ንምእካብ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jul 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ባንኪ ደምን ቲሹን ኢትዮጵያ ኣብ እዋን ክረምቲ ግልጋሎት ወለንታዊ 90 ሺሕ ዩኒት ደም ንምእካብ ይስራሕ ኣሎ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ግልጋሎት ሃብታሙ ታዬ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፣ ኣብ ኣዋርሕ ክረምቲ ብሰንኪ ሕፅረት ደም ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ዝተዳለወ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ mizan mekonen Jul 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናይ ሎሚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ተዳልዩ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ናይቲ ኮርፓሬሽን 7ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓመለዋይ ኣሰር…