Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ እተካይዶ መረፃ ንሃገር ጥራሕ ዘይኮነስ ንኣህጉር እውን ወሳኒ እዩ – ኡሁሩ ኬንያታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ንሃገር ጥራሕ ዘይኮነስ ንኣህጉር እውን ወሳኒ እዩ ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያን ሓላፊ ትዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ኡሁሩ ኬንያታ። ሰኑይ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምዕዛብ ብኣቦ ወንበርነት ትዕዝብቲ መረፃ…

ብዘይ ዘተኣማምን ኣህጉራዊን ዞባውን ሰላም ልምዓትን ምዕባለን ክረጋገፅ ኣይክእልን – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዘይ ዘተኣማምን ኣህጉራዊን ዞባውን ሰላም ልምዓትን ዕብየትን ምርግጋፅ ኣይክኣን ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ቅድሚ ሕዚ ዝተኸተመ ክልተኣዊ ወታደራዊ ምትሕግጋዝ…

ሪያል ማድሪድ ካብ ጋንታታት ዓለም ክባር ጋንታ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስፔናዊ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ኣብ ዓለምና ክባር ጋንታ ምዃና ፎርብስ ዕላዊ ገይሩ። ፎርብስ መፅሔት ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፤ ሪያል ማድሪድ ብ9 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ክባር ጋንታ ክትከውን ክኢላ ኢሉ፡፡ ሪያል ማድሪድ ኣብዚ ዓመተ…

ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ምክፍፋል ናውቲ መረፃ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዝተፈላለዩ መረፃ ክልላት ምክፍፋል ናውቲ መረፃ ምክያድ ጀሚሩ። መረፃ ክልላት ኣሶሳ መገሌን ኣሶሳ ሆሃን ናውቲ መረፃ ነናብ መረፃ ጣብያታት ኣብ ምዕዳል ይርከባ። መተሓባበሪ መረፃ ክልል ኣሶሳ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ንዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንመበል 1ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም ንኹሎም ሰዓብቲ እምነት እስልምና ዝኽተሉ ኢትዮጵያውያን እንዃዕ ኣብፅሐኩም…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንመበል 1ሺሕን447 በዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡ ነብዩ ኢብራሂም ብትእዛዝ ኣላህ ንወዶም መስዋእቲ ዘዳለዉሉን ፅንዓቶም ተፈቲኑ ዝተዓወተሉን ናይ…

በዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ብዝምልከት 9 ግዜ መዳፍዕ ክትኾስ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅባሕ ዝኽበር መበል 1447 ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ብዝምልከት 9 ግዜ መዳፍዕ ክተኩስ እዩ። ሚኒስትሪ ምክልኻል ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፆ፤ ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 12፡00 ነቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር 9 መዳፍዕ ክትኮስ…

መረፃ ስርዓት ሃገረ መንግስቲ ዝጠናኸረሉ መሰረት እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ሎሚ ዓመት ሓፈሻዊ መረፃ ስርዓት ሃገረ መንግስቲ ዝጠናኸረሉ መሰረት እዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ከምዝበልዎ፤ ምትእስሳርን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

አዲስ አበባ፣ ግንቦት 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንመበል 1447 ንበዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዝስዕብ ክቀርብ:- እንዃዕ…

መበል 55 ስሩዕ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ውሳነታት ኣኼባ

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መበል 55 ስሩዕ ኣኼባኡ ብምክያድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ተመያይጡ ኣሕሊፉ። 1. ፈለማ ቤት ምኽሪ ኣብ ክልተ ፋይናንሳዊ ሓገዝን ስምምዓት ልቓሕን ዘትዩ። እቲ ቀዳማይ ንሰበኽ ሳግም ምምሕያሽ ምግብን መነባብሮን ንምትግባር ካብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ናይ ኣርብዓን…