Fana: At a Speed of Life!

ሓቂ ንምግላፅን ብሄራዊ ረብሓ ንምግንዛብ ግደ መራኸቢ ሓፋሽ እዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓቂ ንምግላፅን ብሄራዊ ረብሓ ንምግንዛብ ግደ መራኸቢ ሓፋሽ እዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ምሉእ ዘውፅኦ መግለፂ ከምዝስዕብ ክቐርብ እዩ። መራኸብቲ ሓፋሽ ህንፀት ዲሞክራስያዊ ስርዓት ዘኽእል…

ፖሊስ ፌደራል እዋኑ ዝጠልቦ ቴክኖሎጂ ብምዕጣቕ ዓቕሙ ኣዕብዩ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ እዋኑ ዝፀልቦ ቴክኖሎጂ ብምዕጣቕ ዓቕሙ ኣዕብዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ እቲ ትካል ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረ ሚካኤል። መበል 117 መዓልቲ ምጥያሽ ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ።…

ኣሜሪካ ንዩክሬን 108 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ወታደራዊ መሳርሒታት ክትሸይጥ እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ንዩክሬን ስርዓተ ምክልኻል ኣየር ንምጥንኻርን ተዛመድቲ ደገፋት መሳርሒታትን ብ108 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ንምሻጥ ኣፅዲቓ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ከምዘፍለጦ፤ መሸጣ ወታደራዊ ናውቲ ንናይ ኤችኤደብሊውኬ (HAWK)…

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ጎስጓስ መረፃ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክንፊ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ ኣካይዱ። እቲ መርሃ ግብሪ “ዝዓበየ ተሳትፎ መንእሰያት፤ ኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኻይዱ። እቲ…

ግብፂ ንሃገራት ልምዓት እቲ ዞባ ከይዕወት ንዘመናት ክትሃስየን ፀኒሓ እያ – ሚኒስቴሪ ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግብፂ ኣብ ልዕሊ ሃገራት እቲ ዞባዊ ሸቶታት ልምዓተን ንኸይዕወት እትፍፅሞ ማህሰይቲ ሓዱሽ ተርእዮ ዘይኮነስ ንዘመናት ክትክተሎ ዝፀንሐት ስትራተጂ እዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ውሃቢ ቃል እቲ ሚኒስትሪ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ማእኸል ዕዳጋ ኩለመዳይ ለሚ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ማእኸል ዕዳጋ ኩለመዳይ ለሚ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን፡፡ እታ ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፤ "መንግስቲ ንህዝቢ ዝኣተዎ ቃል ክፍፅም እዩ፤ ዘይስራሕ ቃል…

ንኹሉ ዝሓቁፍ መረፃ ንክኾን ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም እዮም – ብሄራዊ ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኹሉ ዝሓቁፍ መረፃ ንምርግጋፅ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢለን ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉ። እቲ ቦርድ ንመረፃ ብዝተጣየሸ ፍሉይ ጣቢያታት መረፃ ዝተመዝገቡ መረፅቲ ኣብ መዓልቲ መረፃ…

ብፅባቐ ኣዲስ ኣበባ ዝተመሰጠ ዲላን ፔጅ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 19 ነጥቢ 3 ሚሊየን ተኸታተልቲ ቲክቶክ ዘለዎ ተፅዕኖ ፈጣሪ ዝኾነ ዲላን ፔጅ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይርከብ። ዲላን ፔጅ ኣብ ቲክቶክ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፅ ቅልጡፍ ዜናን ዝተፈላለየ ሓበሬታን ብምክፋል ዝፍለጥ እዩ።…

መንግስቲ ሰላም ኣብ ምዕቃብ ጎና ጎኒ ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ስራሕቲ ተካይዶም – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ሰላም ኣብ ምዕቃብ ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ስራሕቲ ተካይዶም ኢሎም ሚኒስቴር ሰላም መሓመድ እድሪስ፡፡ ኣብ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣብ ዝርከብ ማእከል ግዝያዊ ዲሞብላይዜሽን ጎንደር ንነበር ዕጡቓት ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ።…

መርሃ ግብሪ ሃገር ለኸ ፀሎት ቀፃሊ 16 ግንቦት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 16 ግንቦት 2018 ዓ.ም መርሃ ግብሪ ሃገር ለኸ ፀሎት ክካየድ እዩ ኢሉ ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ። ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ቐሲስ ሊቀ ትጉኃን ታጋይ ታደለ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ጉዳይ…