ቢዝነስ ጉዳይ ህልውና ዝኾነ መማራፂ ወደብ ናይ ምስፋሕ ፃዕሪ ንክጠናኸር ተሓቲቱ mizan mekonen Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅልጡፍ ምዕባለ ኣብ ምርኣይ ንዝርከብ ኣታዊን ወፃኢን ንግዲ ንምስላጥ መማረፂ ወደብ ምስፋሕ ጉዳይ ህልውና ምዃኑ ማሕበራት ሰብ ሃፍቲን ገናሕቲ ከቢድ መኪናን ገሊፆም፡፡ መብዛሕቲኡ ናይታ ሃገር ኣታዊን ወፃእን ንግዲ ብወደብ ጅቡቲ ፅግዕተኛ…
Uncategorized ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ኣሎ mizan mekonen Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደጋ መገዲ ትራፊክ ንምክልኻል ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ከምኡውን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ኣባላት ሰራዊት ዓቀብቲ ሰላም የምርቕ ኣሎ mizan mekonen Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ÷ ንልእኽቶ ምኽባር ሰላም ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ዓቀብቲ ሰላም የምርቕ ኣሎ፡፡ እቶም ተመረቕቲ፥ ኣባላት ሰራዊት ኣኽበርቲ ሰላም ሞተራይዝድ ሻለቓታት 20ን 21ን እዮም፡፡ ሓላፊ ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ታንዛንያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም mizan mekonen Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ታንዛንያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብ ዑደቶም÷ ናይቲ ትካል ማእኸል ልምዓት ክእለት፣ ብርእሰ ዓቕሚ ዝለምዑ ኣገልግሎታት ሓበሬታን ኮሙኒኬሽንን ከምኡ እውን ካልኦት ግልጋሎት ፍርያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንምርግጋፅ ኩለ መዳይ ስራሕቲ ትሰርሕ ኣላ- ኣይተ መሓመድ እንድሪስ mizan mekonen Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንምርግጋፅን ብምሕዝነት ዝተጣየሸ ልምዓት ንምጉልባትን ኩለ መዳይ ስራሕቲ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እንድሪስ ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣኒል ኩማር ኣብ ኣተገባብራ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ክዝትዩ እዩም mizan mekonen Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ሩሲያን ዩክሬንን ፅባሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ከምዝዛተዩ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብዚ ሰሙን ብዙሓት ስራሕቲ ምስርሖም ብምሕባር÷ ብዛዕባ ደዉ ምባል ተዂሲ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ልምዓት ኢኮኖሚን ፕላንን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 57 ኣህጉራዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ልምዓት ኢኮኖሚን ፕላንን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፣ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያን ሩሲያን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእልሉ ጉዳያት ዘትዮም mizan mekonen Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊታት ባሕሪ ኢትዮጵያን ሩሲያን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእልሉ ጉዳያት ዘትዮም፡፡ ብምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣድሚራል ቪላዲሚር ቮሮቢቭ ዝተመርሐ ልኡኽ፥ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝሃንፆም ላዕለዋይ መምርሒ ትካላት ሓይሊ ባሕሪን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዕዳጋ ቻይና ንምጥቓም እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ mizan mekonen Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዕዳጋ ቻይና ንምጥቓም እናሰርሐት ምዃና ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያን ቻይናን ዲፕሎማሲ ርክብ ዝጀመራሉ መበል 55 ዓመት "55 ዓመታት ብጥንኩር ምሕዝነት ንሓበራዊ ዕቤት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም mizan mekonen Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆአዎ ሎሬንሶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዮ ኣፅቀ ስላሰ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ንፕሬዚዳንት ኣንጎላ ከምዝሰነይዎም…